ስራሕ ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት፡ ስራሕ ንኽቑጸሩ ክብሉ ካብ ዝነብርሉ ቦታ ናብቲ ስራሕ ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ዝንቀሳቐስሉ እዋን፡...
ካብዝን ካብትን
መንግስቲ ግብጺ: ንሰብ ቻናል ዩትዩብ ቀረጽ ከኽፍል ምዃኑ ዘውጽኦ እማመ ካብ ዩቱበራት ዝተሓዋወሰ ግብረ መልሲ ይወሃቦ ምህላዉ...
ኣብ ስዊትዘርላንድ ኣብ ዝተኻየደ ረፈረንዱም ክልተ ሲሶ ካብ ኣድመጽቲ: መርዓ ተመሳሳሊ ጾታ ክግበር ከም ዝድግፉ ገሊጾም። በዚ...
ናብ ሉኣላዊ መሬታ ክደፍእ ዝፈተነ ሰራዊት ኢትዮጵያ ደፊኣ ከም ዝመለሰት ሱዳን ገሊጻ። መራሒ ሰራዊት ሱዳን: ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን:...
ትማሊ ቀዳም፡ ኣብ መላእ ገማግም ሃገረ ሽወደን፡ ብመንእሰያትን ማሕበራትን ዝተወደበ፡ ናይ ጽሬት መደብ ከምዝተኻየደ ማዕከን ዜና ተተ...
ነቲ ዘይብዳህ በዲሃ ኣብ ሓዳር ምብጽሓ’ኳ እንተሐጎሰኒ፣ ‘ጸገምረኺበ’ ምባላ ግና ኣሰንበደኒ። “እንታይ ሕማቕ ድኣ ረኺብኪ ጓለይ?” ንዝውሓዘ...
ገለ ሰብ ኣሎ ነቲ ሓንጎሉ ኪገርሖ ወይ ኪእዝዞ ወይ ኪዅስኩሶ ዘይደሊ። ከምቲ ዘይተዀስኮሰ መሬት ቃዲሩ ዚተርፍ፡ ዘይተዀስኮሰ...
ኣብ ሰሜን ምምሕዳር ቢሃር፡ ህንዲ፡ እትርከብ ገጠር ዝነብር ሰብኣይ፡ ብፈተነ ዓመጽ ደቂ ኣንስትዮ ተኸሲሱ፡ ኣብ ቅድሚ ፍርዲ...
ሓደ ኣብ ክፍሊ ሓበሬታ ናይ ቤት ጽሕፈት በዓል መዚ ስካተቨርከት ዝሰርሕ ሰራሕተኛ መንግስቲ ዝኾነ ሰብኣይ፡ ንዓማዊል ከየዛረብ...