ኣብቶም ኣብ ሰሙን ሓደ ግዜ ኣብ ዝጋብኡ (ዝሳለጡ) መንግስታዊ ዋዕላታት፡ መንግስቲ ኣብ ኩሎም መንግስታዊ ውሳኔታት ናይ ሓባር...
ካብዝን ካብትን
መንግስቲ ሽወደን፡ ንምዕባለ ናይ ሕብረተሰብ ዝጸልዉ ሕግታት ዝሕገጉሉን ዝማሓየሽሉን ኣገባብ ዝመርሕን ዘማሓድርን ወሳኒ ሓይሊ እዩ። ይኹን እምበር፡...
ብምኽንያት ምኽሳት ሓድሽ ጅር ቫይረስ ኮሮና፡ ኦሚክሮን፡ እስራኤል፡ ን 14 መዓልታት ወጻእተኛታት ናብታ ሃገር ከይኣትዉ ክትእግድ እያ።...
ሰራዊት ኡጋንዳ ኣብ ልዕሊቲ ካብ ምብራቓዊ ክፋል ዴሞክራስያዊት ሪፓብሎክ ኮንጎ ዝንቀሳቐስ ዕጡቓት ጥምረት ዴሞክራስያዊ ሓይልታት ADF ዝተባህለ...
ባርባዶስ: ንንግስቲ ኤልሳቤጥ ካልአይቲ: ብወግዒ ካብ መሪሕነት ሃገር ብምእላይ ሪፓብሊክ ምዃና ኣዊጃላ። እዚ ወግዓዊ ስግግር ኣብ ርእሰ...
ሲሶ ዝኾና ሰራሕተኛታት ባይቶ ኣውስትራልያ: ጾታዊ ምትንኻፋት ከም ዝወርደን ሓደ ጸብጻብ ኣመልኪቱ። ኣባል ስታፍ ባይቶ ነበር: ብሪታኒ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ንምምዛዝ፡ ወሃብ ቃል ባይቶ ሽወደን (ፕረዚደንት)፡ ምስ መራሕቲ ውድባት ብምርኻብ፡ ንቀዳማይ ሚኒስተርነት ዝኸውን ሕጹይ ብምርቋሕ፡...
ኣብ ዶብ ሱዳንን ኢትዮጵያን፡ ኣባላት ሰራዊት ሱዳን፡ ብሰራዊት ኢትዮጵያ ተቐቲሎም ንዝብል ዜና ኣመልኪቱ፡ ዋና ኣዛዚ ሰራዊት ኢትዮጵያ፡...
ድሕሪ ሓሙሽተ ኣዋርሕ፡ ዘተ ውዕል ኑክሌር ኣመሪካን ኢራንን ኣብ ቪዬና ኦስትርያ ክቕጽል እዩ ተባሂሉ። ኣብዚ ዘተ፡ ኣመሪካ...
ካብ ዓመተ 2011 ጀሚሩ፡ ሃገረ ሽወደን፡ ኣብ ኣርባዕተ ናይ ዋጋ ከባቢታት ከምዝተመቕለት ይዝከር። ኣብዚ ሕጂ እዋን ድማ፡...