ኣልኮምፒስ ክፍሊ መደብ ዓረብ፡ ብመንገዲ ማሕበራዊ መድያ ፈይስ ቡክ ኣቢሉ ኣብ ዝገብሮ ምእካብ ርእይቶታት ህዝቢ፡ ብዝሒ ናይቶም...
ካብዝን ካብትን
ኣብ ምሕጋዝ ኤርትራውያ ስደተኛታት ኣብ መዓስከራት ሱዳን ኣተኲሩ ዝሰርሕ ዘሎ ኣብ ነርወይ ዝመደበሩ ማሕበር ግብረ-ሰናይ ነርሰስ ፎር...
ሓደ እዋን ሓደ ሰብኣይ ለይቲ ተንሲኡ ንወዱ “ተመልሶ ወደይ፡ ተንስእ፡ ናብዛ ቐረባ ዓዲ በጺሕና ክንምለስ ኢና” በሎ።...
ኣብ ሸወደን ኣብ ዝሓለፈ ዓመተ 2018 ብብዝሒ ካብ ዝተስምዓ ደርፍታት ናይ ዲጀይ ኣቪቺ (DJ Avici) with “out...
ነበርተን ቋንቋ እንግሊዝ ብምዝራብ ካብ ዝፍለጣ ሃገራት፡ ኣብ ዓመተ 2019 ሆላንድ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ክትስራዕ እንከላ ሽወደን...
ምክባር ባህሊ መዓልቲ ኣቦ ኣብ ሽወደን ካብ ኣመሪካ እዩ ተወሪሱ:: ተቀማጢት ግዝአት ዋሺንግቶን ስፖንዋ ዝኮነት ስማርት ዶዶድ...
ምሕዳስ ማእከላይ መዋፈሪ መጓዓዝያ ስቶክሆልም ሶኑይ ጀሚሩ ንሸውዓተ ዓመታት ዝጸንሕ ፕሮጀክት ምዃኑ ብመንገዲ ኤሌክትሮኒካዊ ሓበሬታ ናይ ምምሕዳር...
1. ደቂ ክልተ ዚመሳሰሉ ማነቱ፡ ብጀነቲካዊ መገዲ ኣሕዋት እምበር ደቂ ሓወቦታት ኣይኮኑን። 2. ካብ ኩሉ ፍጡር፡ ሰብ...
ማሕበራዊ ድሕነት (Försäkringskassan) ዘውጸኦ ሓድሽ ጸብጻብ ከም ዝሕብሮ፡ ኣቦታት ናይቶም ሓደስቲ ዝተወልዱ ህጻናት ኣብ ገዛ ዝነውሐ ግዜ...
ካብ ግዜ ናብ ግዜ ኣብ ዓለምና ዝቕልቀሉ ዘለዉ ሓደስቲ ምህዞታትን ርኽበታትን መበገሲኦም ካብ ቅድሚ ሓያሎ ዓመታት ምዃኑ...