ሚኒስተር ውሽጣዊ ጒዳያት ቱርኪ ምስ ዳዕሽ ርክብ ኔርኩም ንዝበለቶም 11 ዜጋታት ፈረንሳ ካብ ሃገራ ምስጓጓ ሎሚ ኣፍሊጣ።...
ካብዝን ካብትን
ቱሰ ቺሳ ኣብ ናይ መወዳእታ ውድድር ዝበዝሐ ድምጺ ብምርካብ ተዓዋቲ ኣይዶል ሽወደን ኮይኑ። እዚ ን ኣስታት 8...
ከተማ ዱባይ ንበጻሕቲ ካብ ዝስሕባ 10 ቀዳሞት ከተማታት ዓለም ብምዃን፡ ቀቅድሚ ኒውዮርክ፡ ኳላ ላምፑር፡ ደልሂን ኢስታንቡልን ከም...
ሕጂ ዘሎ ቊጽሪ ህዝቢ ስቶክሆልም 2.4 ሚልዮን ምዃኑን ኣብ ዝመጽእ ዕስራ ዓመት ናብ 3 ሚልዮን ክብ ክብል...
ብመሰረት ስታቲስቲክስ ኲባንያ ፖስት ሽወደን ፖስትኖርድ ኣብዚ ዓመት ዕዳጋ ጸሊም ዓርቢ (black Friday) ብ 7.1 ቢልዮን ክሮነር...
ብመሰረት ስታቲስቲካዊ፡መጽናዕቲታት ፓስፖርቲታት ዓለም ፓስፖርት ሽወደን ራብዓይ ዝበለጸ ደረጃ ሒዙ’ሎ። እዚ ምደባ ከምኒ ድረጃ ቊጠባ፥ ሰብኣዊ ምዕባለ፥...
ኣንበሳ ንጉስ እንስሳታት ኢዩ ይብሃል። ስለምንታይ ኢዩ ንጉስ እንስሳታት ተባሂሉ ኺጽዋዕ ዝኸኣለ? 1 ካብ ኩሎም እንስሳታት ዝሓየለ...
ብዝሒ ዘለዎም ሰራሕተኛታት ቤት ጽሕፈት ዕዮ ናይ ምቁጻር ኣገልግሎቶም ገዲፎም ይወጹ ከምዘለውን እዚ ድማ ኣሽቃሊ ጉዳይ ምኻኑ...
ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣበያተ ትምህርታ ኣብ ዓመት ብክልተ ኣካዳምያዊ ይካየዳ። ምምሕዳር ማልሞ ግን ሓድሽ ኣገባብ ንኽፍትን እማመ...
ኣብ ሽወደን ብዙሓት ዓይነት ባክተርያ ንጸረ-ነፍሳት ዝቃወም ዓቕሚ ከምዘጥረዩ ካብ ህዝባዊ ማእከል ጥዕና ዝተዘርግሑ ጽሑፋት ይሕብሩ። ካብቶም...