ኣብ ሰቨናስ፡ ዮቶቦሪ፡ ክልተ ናይ ጽዕነት ባቡር ብምግጫወን ሓደገኛ ጽዕነት ዝሓዘት ባቡር ከምተገጠለትን ሰብ መዚ መጓዓዝያ ድማ...
ካብዝን ካብትን
መጠን ጎነጽ ገበናውያን ጭፍራታት ኣብ ከባቢ ያርቫ፡ ጥርዙ ከምዝበጸሐን ከምሳዕቤኑ ድማ ብዙሓት ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ’ኳ እንተኣተዉ፡...
ዝሓለፈ ዓርቢ፡ ኣኽረርቲ የማናውያን፡ “ቁርኣን” እናኣንደዱ እንከለዉ ዘርኢ፡ ብማሕበራዊ መራኺቢታት ዘመሓላለፍዎ ቪድዮ ድሕሪ ምዝርግሑ፡ ኣብ ከተማ ማልመ፡...
”ሓሶት ኣብ ናብራና ኣገዳሲ ተራ ምሓዙ ዘርእዮ ነገር እንተሎ ኣገባብ ህይወትና ኣዝዩ ሓሚቑ ምህላዉ እዩ“ ፍሬድሪች...
ራብዓይ ክፋል ብጸጋብርሃን ጎይትኦም “ከም’ቲ ዝበልኩኻ’ዩ። ምስ ዳዊት ንሕጸ ምስ ተቛጸርና፡ ክዳን ክንዕቀን ምስ ሓፍቱ እናኸድና ከለና...
ኣማኑኤል ሳህለ ቋንቋ ኪብሃል ከሎ ሓፈሻዊ ናይ ሓበሬታ ምትሕልላፍ ሜላ እዩ። እዚ ድማ ብምንቅስቓስ ኢድን ካልእ ክፍሊ...
ጉዳይ፡ ብጌጋ ዝተላእከ ጽሑፍ ዘይብሉ ኤሌክትሮኒካዊ መልእኽቲ ቤት ጽሕፈት ክፍሊ ኢሚግሬሽን፡ ነቶም ብመንገዲ ኤሌክትሮኒካዊ መልእኽቲ ኣቢሎም መንበሪ...
ክሳብ ቀረባ እዋን፡ ቆልዑ፡ ኣብ ምምሕልላፍ እዚ ሕማም ብዛዕባ ዘለዎም ተራ ኣከራኻሪ ሓበሬታታት ምጽንሑ ዝገለጸ እቲ ጸብጻብ...
ጽባሕ ዓርቢ ኣብ ማልመ፡ ብመሪሕነት ርሑቕ (ጫፍ) የማናዊ ኣረኣእያ ዘለዎ ዴኒማርካዊ ፖለቲከኛ፡ ንኽግበር ቀሪቡ ዝነበረ ናይ ምትእኽኻብ...