ቅዱስ ቁርኣን ንኸቃጽሉ መደብ ዝነበሮም ሓሙሽተ ዴንማርካውያን፡ ከም ዝሰጐገትን ንሓደ ዓመት ዝኣክል ናብታ ሃገር ከይቅልቀሉ ከም ዝኣገደት...
ካብዝን ካብትን
ካብ በዓልመዚ ስታቲስቲክስ ዝተረኽቡ ኣሃዛት ከም ዘመልክትዎ፡ ካብቶም ኣብ ዓመተ 2015 ናብ ሽወደን ዝኣተዉ ሰባት እቶም ዝበዝሑ...
ሽወደናዊ መጽሔት ፓብሊክት ከም ዘመልከቶ፡ ትሕቲ 5% ካብቶም ኣብ ቀንዲ 30 ዓበይቲ ትካላት መንግስቲ ዝሰርሑ ኣባላት ቦርዱ...
ናብ ቤት ጽሕፈት ጉምሩኽ ብምስባር 6.5 ሚልዮን ዩሮ (ማለት 7.6 ሚልዮን ዶላር) ዝሰረቑ ሰባት ኣብ ምድላይ ተዋፊሮም...
ቤት ፍርዲ ምምሕዳር ስቶክሆልም፡ ኣብ ልዕሊ ቻይናዊ ኩባንያ ሁዋዊ፡ ተበይኑ ዝጸንሐ እገዳ ጨረታ 5G ከምዘልዓሎ ተፈሊጡ። ኩባንያ...
ኣብ ሽወደን ንኽነብሩ ዝተፈቕደሎም ሰባት፡ መንበሪ ፍቓድ ወረቐት ከምዝወሃቦም ይፍለጥ። ኣብ ቀጻሊ፡ መንበሪ ፍቓድ ወረቐት (ካርድ)፡ ኣብ...
እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ልዕሊ ሓደ ሰሙን ዕድመ ኣቑጺሩ ዘሎ ውግእ ሕድሕድ፡ እንዳተጋደደ ብምምጽኡ፡ ናብ ዝላዓለ ሰብኣዊ ቅልዉላዉ...
ኣብ ያቭለ እትርከብ፡ ካብ መባእታ ክሳብ ሻድሻይ ክፍሊ እትምህርት እስላማዊት ናይ ብሕቲ ቤት ትምህርቲ ኒያ ካስተት (Nya...