ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ፡ ጆ ባይደን፡ ንህላወ ናይ ኔቶ (NATO) ኣብቲ ከባቢ ንምሕያል፡ ኣብ ቀረባ እዋን፡ ውሑድ...
ካብዝን ካብትን
ስርዓተ-ክንክን ጥዕና ሽወደን፡ ለበዳ ኮቪድ-19፡ ኣብ ናይ ምክልኻል ክእለቱ ተነቢርሉ ዝነበረ እምነት ካብ ክረምቲ ጀሚሩ እናነከየ ይመጽእ...
ልዕሊ 250 ዝኾኑ ኣብ ከባቢ ስቶክሆልም ዝርከቡ ሓኻይም፡ ኣብ መስርሕ ሓለዋ ጥዕና ናይ ቆልዑት ዘጋጥሙ ብዘለው ብርክት...
ስለፊ ሶሻል ዲሞክራተና፡ ኣብዚ ዓመት ኣብ ዝግበር ምርጫ ገና ቅድሚ ምብጽሑ፡ ናይ ትኹረት ኣንፈቱ፡ ኣብ 3 ዛዕባታት...
ብደራስን ጋዜጠኛን ጸጋብርሃን ጎይትኦም ዝተደርሰት “ኣብ ሊብያ’የ ጠኒሰ” ዘርእስታ ሓዳስ መጽሓፍ፡ ብቐዳም 29 ጥሪ 2022 ኣብ ከተማ...
እቲ ትጽቢት ነዊሕ እኳ እንተነበረ፡ ሕጂ ግና ኣትያ’ላ። እታ ዊሎው ተባሂላ ትጽዋዕ ድሙ ምስቶም ኣብቲ ጻዕዳ ህንጻ...
ትካል ምትሕግጋዝ ምዕራብ ኣፍሪቃ (ECOWAS)፡ ንቡርኪና ፋሶ፡ ብሰንኪ እቲ ወታሃደራዊ ጁንታ ኣብታ ሃገር ዝፈጸሞ ዕልዋ፡ ካብ ኣባልነት...
ምስ ጉጅለ እስላማዊ-መንግስታዊ (ISIS) ርክብ ኣለወን ተባሂለን ብገበናት ናይ ኲናት ተጠርጢረን ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትየን ዝጸንሓ ክልተ...
ፕረዚደንት ኣመሪካ፡ ጆ ባይደን፡ ሩስያ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ንዩክሬይን ክትወርር ትኽእል እያ ብምባል መጠንቀቕታ ድሕሪ ምትሕልላፉ፡ ሚኒስተር...
ሩዋንዳ፡ ምስ ኡጋንዳ ዘራኽባ ዶብ ካብ 2019 ጀሚራ ዓጽያቶ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ዝመጽእ ሰኑይ ክትከፍቶ ምዃና ገሊጻ’ላ። ኣብ...