ሓቐኛ ዛንታ ካልኣይን መወዳእታን ክፋል ብጸጋብርሃን ጎይትኦም “ሰብ የለን ድዩ?” ሰብ ምስ ስኣነት፡ ሰብ ደለየት። ኵሉ ምጻሩ ...
ካብዝን ካብትን
ናብ ሎሚ ዓርቢ ኣብ ዘውግሐ ለይቲ፡ ኣብ ኢንዶኔዝያዊት ደሴት ሱላዌሲ፡ 6.2 ሬክተር ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ መሬት ብምግጣሙ ብውሑዱ...
ኣብ ምብራቕ ኮንጎ-ኪንሻሳ ኣብ እትርከብ ኣቤምቢ እትበሃል ቁሸት፡ ብጉጅለ ADF ከምዝተፈጸመ ዝንገረሉ ደማዊ ህልቂት ከምዝወረዳ ጸብጻባት መንግስቲ...
ሩስያ፡ ብመንገዲ ሚኒስተር ወጻኢ ጉዳያታ ኣቢላ፡ ካብ ውዕል “ክፉት ሰማያት” ከምዝወጸት ሓቢራ። ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ፡ ኣብ ዝሓለፈ...
ኣብ ወርሒ የካቲት ናይ ዓመተ 2020፡ ክልተ ዜጋታት ሆላንድ ዝኾኑ ሰባት፡ ኣብ ውሽጢ ኮንቴነር ተጻዒኑ፡ ካብ ኮሎምቢያ...
ኣብዛ ዝሓለፈት ዓመተ 2020፡ ዩትዩብ፡ ብሚልዮናት ቪድዮታት ዝፍነወሉ ማዕከን ከም ሙዃኑ መጠን መግሓጢ ሚልዮናት ዶላራትን መሀብተሚ ብዙሓትን...
ካብ ሎሚ ዕለት 14 ጥሪ 2021 ዝኾነ ሰብ ፓስፖርት ማለት främlingspass ወይ resedokument ከመልክት ወይ ከሐድስ ምስዝደሉ...
ኣብዚ ቅንያት፡ ሽወደን፡ ድሕሪ’ቲ ኣብ መላእ ሃገር ዝነፈሰ በረድ ዝዓብለሎ ህቦብላ፡ ቤት ትምህርታት ስረሐን ከቛርጻን መስመራት መጓዓዝያ...