ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ጥቅምቲ፡ ሚኒስተር ፍትሒ ሽወደን፡ ሞርጋን ዮሃንሰን፡ ነቶም ብዘይ ስድራ ቤቶም ናብ ሽወደን ዝመጹ’ሞ ሕቶ...
ካብዝን ካብትን
በዓልመዚ ሜትሮሎጂ ሽወደን፡ ኣብ ደቡብ ሽወደን፡ ስኮናን ብለኪንየን፡ ከጋጥም ዝኻእል ዝበሎ ውርጪን ብርቱዕ ንፋስን ኣመልኪቱ ሎሚ ሰሉስ...
ኣብ ሩስያ ድሕሪ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ ተኸቲሉ፡ ሩስያ ንሓደ ሽወደናዊ ዲፕሎማሰኛ ድሕሪ ምብራራ፡ ሽወደን፡ ብተመሳሳሊ መንገዲ ንሓደ...
ኣብ ናይ ፌስቡክ ሒሳባትን ኣብ ኢንስተግራምን ብዛዕባ ቫይረስ ኮሮና ዝዝርግሑ ግጉያት ሓበሬታታት ንምስራዝ (ንምእላይ)፡ ኩባንያ ፌስ ቡክ፡...
ኣብ ሜዳ ሙንሸባክ፡ ዮቶቦሪ፡ ሓንቲ ኣምቡላንስ ምስ ትራም ድሕሪ ምግጫዋ፡ ሰለስተ ሰባት ንሆስፒታል ተወሲዶም። እቶም ሰለስተ ሰባት፡...
ናብ ሽወደን ዝበጽሑ ገያሾ፡ ኣሉታዊ ውጽኢት መርመራ ኮሮና ዝሕብር ምስክር ወረቐት፡ ከርእዩ ከምዝግባእ ዝብል እማመ ናብ መንግስቲ...