ተሸላሚ ፑሊትዘር ዝኾነ ህንዳዊ፡ ደኒሽ ሲዲቂ፡ ኣብ ኣፍጋኒስታን ከም እተቐትለ ኣምባሳደር ህንዲ ኣብ ኣፍጋኒስታን ገሊጹ። ወዲ 41...
ካብዝን ካብትን
ናይ ፊልምን መድረኽን ኮኾብ ተዋሳኢት ህንዲ፡ ሹረካ ሲክሪ፡ ኣብ መበል 75 ዓመታ ትማሊ ዓሪፋ። ንሳ፡ ሓንቲ ካብቶም...
ብዙሕ ጾታዊ ተግባራትን ጎነጽን እተርኢ ፊልም Titan ናይ 2021 ካነ ፊልም ፈስቲቫል ዝለዓለ ሽልማት ተዓዋቲት ኮይና’ላ። እዛ...
13 ዝዕድሜኡን መላእ ህይወቱ ኣብ ፓርክ ሳፋሪ ብሪጣንያ ዘሕለፈን፡ ጆሺ፡ ሓድሽ ህይወት ንኽጅምር ናብ ጫካታት ኮንጎ ብራዛቪል...
20 ዓመት ዝዕድሜኡ ኡጋንዳዊ ሰፍሳፋይ ልዑል ክብደት: ጁልዬስ ስሴኪቶሌኮ: ኣብ ጃፓን ደሃዩ ከም ዘጥፍአ ተገሊጹ። ንሱ ኣብ...
ዝበዝሓ ኣብያተ ትምህርቲ ህንዲ: ዝኾነ ናይ ትምህርቲ ጾታ ፕሮግራም: ከም ዘይብለንን እዚ ጒዳይ ኣብ ወለዲ እውን ከም...
መንግስቲ ብሪጣንያ ህይወት ሓራምዝ ንምዕቃብ ኣብ ስኒ ሓርማዝ ኣንቢርዎ ዝጸንሐ እገዳ: ንዓሳ ነባሪ: ጒማረን ዋልሩስን ከም ዘጠቃልል...
ኣዛውራ መኪና ሰባት ምስ ዕድመ ዝቀያየር እኳ እንተኾነ ናይ ገለ ሰባት ምቅይያር ግና ምስ ፍልማዊ ደረጃታት ሕማም...
ተመራመርቲ: ንዓሰርተ ዓመት መመላእታ ድሕሪ ዘካየድዎ ዳህሳስ DNA: ወዲ 62 ኣርቲስት ሓዊስካ 14 ህያው ዓሌት ዳቪንቺ ምርካቦም...
ኣብቲ ቅዱስ መጽሓፍ፡ ንኮኾብ ጽባሕ ኣመልኪቱ ከምዚ ዚስዕብ ይብል፥ “ኣየ፡ ብሩኽ ኮኾብ፡ ወዲ ወጋሕታ፡ ከመይ ኢልካ...