ትማሊ ለይቲ፡ ኣብ ምምሕዳር ያቭለቦሪ ብዝዘነበ ከቢድ ዝናብ፡ ዕልቕልቕ ፈጢሩ ምህላዉን ብዙሓት ህንጻታትን ጽርግያታት ውን ብማይ ተዋሒጦም...
ኩነታት ኣየር
ኣብ ማእከላይ ቻይና፡ ብዝተኸስተ ኣዝዩ ብርቱዕ ዝናብ ዘስዓቦ ዕልቕልቕ፡ 12 ሰባት ክሞቱ እንከለዉ ኣስታት 100 ሽሕ ዝኾኑ...
ኣብ ምዕራብ ኣመሪካ፡ ኣብ ብርክት ዝበለ ቦታታት፡ ብሰንኪ ልዑል መጠን ሙቐትን ነቕጽን ሓያል ባርዕ ከም እተኸስተ ተገሊጺ።...
ብምኽንያት ምቅይያር ክሊማ ዓለምና: ኣብ ዝመጽእ 10 ዓመታት: ካብ ለበዳ ኮሮና ዝኸፍእ ቅልውላው ከጋጥማ ይኽእል እዩ ክብል...
ኣብ ሽወደን፡ ወቕቲ ክረምቲ ብወግዒ ምጅማሩ ናይ ትማሊ ሓሙስ ሰዓታት ምብራቕ ጸሓይ ኣበሲሩ። ኣብ ርሑቕ ሰሜን ሽወደን...
ብመሰረት መጽናዕቲ ሮድዩም ግሩፕ: ኣብ ዓመተ 2019: ቻይና: 27% ናይ ዓለምና በካሊ ጋዝ ኣመንጪያ ኣላ። ብኻልኣይ...
ብስንኪ ሕማቕ ክሊማን ወራር ኣንበጣን ብሚልዮናት ዝቚጸሩ ሶማላውያን ንሓደጋ ጥሜት ተቓሊዖም ኣለዉ ክብል ሓደ ዓለምለኻዊ ትካል ረድኤት...
ግሬታ ሶንበሪ፡ ኣብቲ ኣብ ዝመጽእ ሕዳር ኣብ ግላስጎው ዝካየድ ጒባኤ ክሊማ ዓለምና COP26 ከም ዘይትሳተፍ ገሊጻ’ላ። ጓል...