ኩነታት ኣየር
ብ መስረት ሓቤሬታ ኣገልግሎት ሜትሮሎጂ ሽወደን ኣብ መላእ ሽወደን ኣብዚ ሰሙን ዝልዓለ ደረጃ ሙቐት ከምዝህሉ ይትንበ። ብ...
ኣብ ከተማ ኡብቪድንግ (Uppvidinge) ደቡባዊ ክፋል ሽወደን ሽውዓተ ሰባት ድሕሪ ብበርቒ ምውቕዖም ናብ ሆስፒታል ከምዝተወስዱ ፖሊስ እዛ...
ድሕሪ እዚ ከቢድ ዝናብ ኣብ ዝበዝሕ ከባቢ ሽወደን ሲጋብ 25 ዲግሪ ሰንትግረድ ዝበጽሕ ሙቐት ከምዝህሉ ኣገልግሎት መትሮሎጂ...
ብመስረት ትንበያ ብዓል መዚ ኣገልግሎት ሜትሮሎጂ ሽወደን ካብ ሮቡዕ ጀሚሩ ሙቀት ዝዓብለሎ ኩነታት ኣየር ኣብ መላእ ሽወደን...
ኣብዚ ቕጽል ሰሙን ኣብ መብዛሕትኡ ክፋል ሽወደን መጠን ዝናብን መቐትን ክውስኽ ትጽቢት ይግበር ክትብል ኪኢላ እዚ ዓውዲ...
በዓልመዚ ሜትሮሎጂ ሽወደን ብሰንኪ ደረቅ ንፋስን ሙቐት ዝዓብለሎ ኩነታት ኣየር ብቀዳማይ ደርጃ ኣብ ከባቢ ጎትላንድን (Götaland) ደቡባዊ...
ኣብ ዝመጽእ ሰሙን ኣብ መላእ ሽወደን ዝናብ ዝዓብለሎ ዝሑል ኩነታት ኣየር ክሕሉ ኣገልግሎት ትጽቢት ይግበር። ብመሰረት ካብ...
ክሳብ 30 ዲግሪ ዝጸንሕ ሙቐት ዘለዋ ሃሩር ዝበዝሓ ሰሙን ክትከውን እያ ተባሂላ። ማእከል ሜትሮሎጂ ሽወደን ሎሚ ኣብ...
ሰራሕተኛታት መጥፋእቲ ነዚ ሰኑይ ዝጀመረ ሓዊ ንምጥፋእ ኣብ ምርብራብ ከም ዝርከቡ ኸኣ ተገሊጹ’ሎ። እዚ ሓዊ መበገሲኡ ሃሩርን...