ፈረንሳ ናብ ዩክሬይን ተወሳኺ ኣጽዋር ክትልእኽ ምዃና ቤት ጽሕፈት ፕረሲደንት ኢማኑኤል ማክሮን ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ-ሰንበት ገሊጹ። ብዘይካዚ...
ኢመግረሽን
ኣውሮጳዊ ሕብረት ብሰንኪ ወራር ሩስያ ካብ ዓዶም ንዝፈናቐሉ ስደተኛታት ዩክሬይን ንምቕባል ድሉው ምህላዉ ኮሚሽነር ሽወደን ኣብ ኣውሮጳዊ...
ኣመሪካ ብግዜያውነት ኤምባሲኣ ካብ ኪዬቭ ናብ ልቪቭ ክዛወር ከም ዝገበረት ገሊጻ። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ሰራዊት ሩስያ ኣብ...
ብመስረት እቲ ኣብ ዝመጽእ ሓምለ 20 ናይዚ ሒዝናዮ ዘሎና ዓመት ዝተኣታቶ ሓድሽ ሕጊ ኢሚግሬሽን ሽወደን እቲ ቅድሚ...
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት፡ ሽወደን ዝለዓለ ቁጽሪ ዘለዎ ብዝሒ ናይ ስደተኛታት ከም ዝተቐበለት ተፈሊጡ። እዚ ድሕሪ ነዊሕ ዓመታት...
እታ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ዝጓዓዙላ ዝነበረሩ ጃልባ፡ ኣብ ደቡባዊ ገማግም ባሕሪ ናይ ሞሮኮ ጣርፋያ ኣብ ዝባሃል ቦታ ብምጥሓላ...
ዝሓለፈ ሰሙን ጥራይ፡ ልዕሊ 160 ዘይሕጋውያን ስደትኛታት፡ ካብ ገማግም ሊብያ ተበጊሶም ናብ ኤውሮጳ ንኽበጽሑ፡ ውሕስነት ብዘይብለን ጀላቡ...
ኣብ ዝመጽእ ግዜ፡ ሃገራት ኤውሮጳዊ ሕብረት፡ ብለበዳ ወይ ቅልውላው ፍልሰት ኣብ ዝጥቃዓሉ እዋን፥ ኣብ ዶባተን ዘጋጥም ሕንፍሽፍሽን...