ብ”ንእሽቶ ልቢ” ብምባል ዝፍለጥ ብዓቃባዊ ሰልፊ ዝተበገሰ ቢል ብኹለን ሰልፍታት ደገፍ ምርካቡ ኣቦ ወንበር ዓቃባዊ ሰልፊ ኦልፍ...
ባህሊ
ጸጋብርሃን ጎይትኦም ሄለን፡ ‘ዘይጋገ ሰብ የለን እንታይ ድኣ ካብ ጌግኡ ዘይእረም ሰብ’ዩ ሕማቕ’ ዝብል እምነት ተቐኒታ፡ ነቲ ካብ...
ኣብ እዋን ጽምብል መመረቕታ ተማሃሮ ማእከላይ ደረጃ ሄልሲንግላንድ፡ ኣስታት 30 ሰባት ብኮሮና ቫይረስ ከምተለኽፉን እቲ ጠንቂ ድማ...
ብ ኣማኑኤል ሳህለ ሓደ ህጻን ውልድ ምስ በለ፡ መን እየ ኣነ ብምባል ንነብሱ ኣይሓታን ወይ ንኺሓትት ብምባል...
“ክረምቲ ኣብ P1”(Sommar i P1) ሓደ ካብቶም ኣብ ሽወደን ዝቐርቡ ዓበይትን ብዙሓት ተኸታተልቲ ዘለዎ ናይ ሬድዮ መደባት...
ድሕሪ ነዊሕ ዓመታት ናይ ፖለቲካዊ ክትዕ፡ ኣብ ከተማ ካርሊስታድ ኣብ ሮድ ዝተባህለ ከባቢ ሓንቲ መስጊድ ንኽትህነጽ ከምተፈቕደ...
ብጸጋብርሃን ጎይትኦምካልኣይ ክፋል ሄለን፡ ኣብ ስራሕ ገዛ’ውን ማዕረ ወላዲታ ትሳተፍን፡ ኣብ ኩሉ’ቲ ብወላዲኣን ኣሕዋተን ዝፍጸም ትእዛዝ፡ ብዘይ...
ኣማኑኤል ሳህለ ከምቲ ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፋተይ ደጋጊመ ዝጠቐስኩዎ፡ እዛ ዓለምና ናብቲ ዝሓይለን እተጣበበን እያ እተዳሉ። እዚ ደመነፍሳዊ...
ዝበዝሑ ኣባላት ባይቶ ሽወደን እንተላይ ሰልፊታት መንግስቲ ካብ ሽወደን ወጻኢ ንዝምስረት ካብ ሓንቲ ሰበይቲ ንላዕሊ ምምርዓው ከም...
ሰሙናዊ መጠነ ሞት ሽወደን ከንቈልቊል ድሕሪ ምጽናሕ ናብ ንቡር ደረጃ ምውራዱን ማእከል ስታቲስቲክስ ሽወደን ኣመልኪቱ። ክሳብ መወዳእታ...