ባህሊ
ንጽምብል ብፕራይድ (Pride) ዝፍለጥ መዓልቲ ግብረ-ሰዶመኛታት ኣጋጣሚ ብምግባር፡ ጋዜጣ ዳግነዝ ነሂተር፡ ንተቐባልነት ግብረ-ሰዶመኝነትን መስርሕ ጾታዊ ለውጢን ኣብ...
ብጸጋብርሃን ጎይትኦም“ትምህርቲ ድኣ ይጽላእ ድዩ?”“ሓደ ብሂል’ኳ ኣሎ፣ ‘ኣደ ኸላ ቐላል’ያ፣ ምስ ሓለፈት ግና ሓልዮታ ይርድኣካ’ ዝብል ብሂል፣...
ኣማኑኤል ሳህለ ኣብ ታሪኽ ዓለም፡ ኣብ ዳርጋ ኩሉ ዘመንን መዋእልን፡ ንኺምህር ወይ ዓይኒ ኪኸፍት ዝኸኣለ ፍሉይ ተፈጥሮኣዊ...
ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡ 1. ሃገራት ኤዉሮጳ ንምክፍፋል ሓገዝን ባጀትን እቲ ሕብረት፣ ዝነበረን ፍልልይ ብምፍታሕ...
ጸጋብርሃን ጎይትኦም ብመንገዲ ሓደ ካብ ጋዜጠኛ ቲቪ ኤረ’የ ቕድሚ ክልተ ዓመት ኣብ ኣስመራ ብቖጸራ ክትረኽበኒ ክኢላ፣ ነቲ...
(ካልኣይ ክፋልን መወዳእታን) ኣማኑኤል ሳህለ ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፈይ፡ ንትርጉምን ዕላማን ህይወት ብዚምልከት፡ ህይወት ወይ ፍጥረት፡ ስሩጽ (intrinsic)...