ኣማኑኤል ሳህለ ኩሉ ፍጥረት፡ ዚረአ ይኹን ዘይረአ፡ ቀጻሊ ዚኽተሎ ሕግታትን ኣገባባትን ኣለዎ። ካብኡ ምልጋስ ጸገማት ስለ ዘኸትል...
ባህሊ
ሓደ ወዲ 15 ዓመት ተማሃራይ፡ ናይ ትምህርቲ ስእሊ ንኽሰኣል፡ ኣብ ክሳዱ ኣንጥልጢልዋ ዝነበረ መስቀል ንኸውጻኣ ከምተገደደ፡ ኣንጻር...
ሓደ መንነቱ ዘይተፈልጠ ተጠቃሚ ኢንስተግራም፡ ኣንጻር ሓንቲ ኣብ ከተማ ዮተቦሪ እትርከብ ኢንተርናሽናል ቤት ትምህርቲ (ISGR)፡ ናይ ቅትለት...
እዚ ሓድሽ ኣገልግሎት፡ ነቶም ስም ኣርቲስት ወይ ስም ደርፊ ዘይፈልጡ ሰባት፡ ብገለ ካብ ትሕዝቶ ግጥማ ጽሒፎም ነታ...
ኣብ ተሌቪዥን ሽወደን ከም ተንታኒት ፖለቲካ ኮይና እትሰርሕ ኤልሳቤጥ ማርሙቸን፡ ኣቦ መንበር ዓቃባዊ ሰልፊ ኡልፍ ክሪስቸንስ፡ ቀዳማይ...
ብጸጋብርሃን ጎይትኦምካልኣይን መወዳእታን ክፋል “እንድዒ ጓለይ እዚ ቅልጥፍ ኢልካ ትገብሮ ነገራት፡ መወዳእታኡ ሳዕቤን ኣለዎ። ንስኺ ድማ ክትጥቀቒ...
ኣማኑኤል ሳህለ ኩሉ ሓላፋይ እዩ፡ ትዕግስቲ ጥራይ ይሃሉኻ፡ ዚብል ሰብ ብዙሕ እዩ። ኣብዚ ምኽርዚ ክልተ ሕቶታት ኪለዓሉ...
ኣብ ኩለን ምምሕዳራት ሽወደን ዝርከቡ ሽማግለታትን ንሓደጋ ቅሉዓት ዝኾኑ ክፋል ሕብረተሰብን፡ ክታበት ወቕታዊ ኢንፍሉዌንዛ፡ ብነጻ ክረኽቡ እዮም...
ምምሕዳር ከተማ ሰልቨስቦሪ (Sölvesborg)፡ ስደተኛታት ኣብቲ ምምሕዳር ንኽነብሩ ፍቓደኛ ከምዘይኮነት ብምሕባር፡ ነቲ ስደተኛታት ንኽቕበላ ብመንገዲ ኢሚግሬሽን ዝወሃበን...
ብመሰረት ጸብጻብ ኤጀንሲ ምክልኻል ዕጸ-ፋርስ ኣውሮጳዊ ሕብረት፡ ኣብ ሽወደን፡ ብሰንኪ ዕጸ-ፋርስ ዝሞቱ ሰባት ቁጽሮም ብተዛማዲ ዝበዝሐ ምዃኑ...