ጽባሕ ቀዳም ከም መቀጸልታ ቦክሲን ማች ን ሊቨርፑልን ኣርሰናልን ከራኽበን እዩ። እዘን ክልተ ክልባት መበል 226 ርክበን...
ስፖርት
ሰሌዳ ፕሪመርሊግ ድሕሪ 1985 ንመጀምርያ ግዚኡ ሰለስተተ ጋንታታት ልዕሊ 40 ነጥቢ ሒዘን ናብ ቦክሲን ማች ዝኣተዋሉ ኮይኑ...
ኣቀዲመን ትማሊ ጸወታ ዝጀመራ ክልተ ተከታታሊ ስዕረት ዝቀሰመት ኣርሰናል በርንለይ ክኾና ከለዋ። ኣሰልጣኒ ኡምረይ ናይ መጀመርያ ግዜኡ...
ኣብጹቡቅ ኣቃውማ ትርከብ ክለብ ሊቨርፑል ናብ ወልቭስ ጌሻ ኣብ ዝገበረቶ ግጥም ብ ሳላሕን ፓንዳይችን ኣብ መበል 18ን...
ናይ ኣሰልጣንነት ግዚኡን ስሙ ምስ ፖርትጋላዊት ክለብ ፖርቶ ዝተወልዔ እሞ ድሒሩ ኣብ ዓይኒ ዓበይቲ ክለባት ብምእታው ስጋብ...
ሎሚ ዕጫ ዙር 16 ቻምፒዮንስ ሊግ ኣብዝወደቀሉ ስለስተ ክለባት ኢንግሊዝ ምስ ክለባት ጀርመን ከራኽብ ከሎ ዝተረፈት ክለብ...
ኣብ ፕርመርሊግ ኢንግሊዝ ብ ጹቡቅ ገስጋስ ድሕሪ ናይ 22 ዝይተሰዓርነት ብክለብ ሳውዝሃምብተን ኣብቒዑ። ኣብዚ ናይትማሊጸወታ ኣርሰናላውያን ካብ...
ተጻዋታይ ኢንግሊዛዊት ክለብ ሪቨልቡል ግብጻዊ መሓመድ ሳላሕ ዝሓለፋ ዓመት ቡሉጽ ጸወታ ብምርኣይ ሳልሳይ ዝበለጸ ተጻዋታይተባሂሉ ዝተሸለመ ሎሚ...
ብሰሉስ ኣብዝተኻየደ ናይ መዛዘሚ ግጥማት ቻምፒዮን ሊግ ኤውሮጳ ክለባት ኢጣልያ ዝኾነ ናፖሊን ኢንተርሚላንን ዕድላተን ኣብ ኢደን ብምሓዝ...
ተጻዋታይ ክለብ ማንሲቲ ራሒም ስተርሊን ብሉጽ ተጻዋታይ እዚ ወርሒ ተባሂሉ ብ ኣካየድቲ ፕርመርሊግ ተመሪጹ። ንሱ ነዙ ክብሪ...