ብሰንኪ ቅልውላው ቫይረስ ኮሮና፡ ሽወደናዊ ኩባንያ ቮልቮ፡ ን650 ሰራሕተኛታት ከምዘሰናበተ ኣፍሊጡ። ክሳብ መወዳእታ ናይዚ ዓመት፡ 300 ኣማኸርቲ...
ስራሕን ቁጠባን
መንግስቲ ኣብ መርመራ ምዝዋር መኪና ዝግበር ምትላል ንምዕጋት ዘኽእሎ እማመታት ሎሚ ከም እተቐበለ ተፈሊጡ። ኣብ ድሕነት ትራፊክ...
ቆጸራ ናይቶም ሕክምናዊ መጥባሕቲ ንምግባር ዝዳለዉ ዝነበሩ ብኣማኢት ዝቑጸሩ ህጻናት፡ ብሰንኪ ንዓበይቲ ሰባት ቀዳምነታት ምሃብ፡ ከምዝተሰጋገረ ኣብ...
ዝሓለፈ ዓርቢ፡ ብመንገዲ ስዊሽ (SWISH) ዝካየደ መስርሕ ምስግጋር ገንዘብ፡ 1,098,272 ብምብጽሑ ክብረ ወሰን ምሓዙ ተፈሊጡ። እዚ ናይ...
ኩባንያ ፕሪም (Preem)፡ ኣብ መጻረይ ነዳዲ ሊሰሺል (Lysekil) ንኽፍርዮ መዲብዎ ዝነበረ ናይ ነዳዲ መደቡ ከቋርጾ ከም ዝወሰነ...
ስራሕ ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት፡ ክሳብ ናይ ሓደ ዓመት ዝኣክል ረብሓታት እንዳ ረኸቡ ክመሃሩ ክኽእሉ እዮም። ንኣብነት ናይ...
ሎሚ ንግሆ፡ ኣብ ምምሕዳር ዮምትላንድ ዝርከብ ከባቢ ስቶርሊየን (Storlien)፡ 1 ሴንቲ ሜትር ቀጻላ ዘለዎ ናይ መጀመርያ በረድ...
ኣብ ቀዳማይ ፍርቂ ናይዚ ሒዝናዮ ዘሎና ዓመት፡ ቁጽሪ ናይቶም ኣብ ክሮኖፎግደን (Kronofogden) ተመዝጊቦም ዘለዉ ጉዳያት ብ 11.5%...
ሽወደናዊ ኤጀንሲ ኣህለኽቲ፡ ንድሕነት ህጻናት ሓደገኛ ዝኾኑ መጻወቲ ኣቕሑ ካብ ዕዳጋታት ከምዝሰሓበ ተፈሊጡ። እቲ ኤጀንሲያ፡ ን15 ናይ...