ክልተ ሳዕ ተዓዋቲት ኦሎምፒክ ዝኾነት ካስተር ሰመንያ ብሸለልትነት መኪና ክትመርሕ ስለ እተረኽበት ን 50 ሰዓታት ኮማዊ ኣገልግሎት...
ሕግን ሕብረተሰብን
ፍልስጤማውያን ዕጡቓት ናብ እስራኤል ዝገብርዎ ናይ ሮኬት መጥቃዕቲ እናቐጸለ ብዝኸደ መጠን መጥቃዕቲ እስራኤል ኣብ ቓዛ ብጻዕቂ ይንህር...
ኣብ ደቡባዉ ምብራቕ ናይጀርያ ክልል ኣባያ ዕጡቓት ንሓደ መደበር ፖሊስ ብምጥቃዕ ከም ዘቃጸልዎ ቢቢሲ ሓቢራ። ፖሊስ እታ...
ኣብ ማሊ ዝርከብ ዓቃብ ሰላም ውድብ ሕቡራት ሃገራት ግብረሽበራውያን ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ማሊ ዞባ ጋዋ ኣብ ልዕሊ...
ቻይና ዕዉት ምዕላብ መንኰርኰር ኣብ ፕላኔት ማርስ ከም ዘካየደት መንግስታዊ መራኸቢ ብዙሃን እታ ሃገር ሓቢረን። እዛ ሽዱሽተ...
ብ ቫይረስ ኢምዩኖደፊሸንሲ ሕክምና ዲኤንኤ ካብ እተገብረሎም 50 ህጻናት እቶም 48 ሕማም ናይ ምክልኻል ባህርያዊ ዕቕሚ ከማዕብሉ...
ኣብ ምብራቕ ዲ/ሪ/ኮንጎ፡ ኣብ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ምልባዕ ለበዳ ኢቦላ፡ ገለ ደቀንስትዮ፡ ብሰራሕተኛታት ረድኤት፡ ጾታዊ ዓመጽ ከም...
መንግስቲ ሽወደን፡ ካብ ዕለት 17 ግንቦት ጀሚሩ፡ ንኣቚምዎም ዘሎ መምርሒታት ኮሮና ከዝልቖም ምዃኑ ሓቢሩ ምንባሩ ይዝከር። ይኹን...
ዝበዝሑ ሰራሕተኛታት፡ ኣብ ገዝኦም ኮይኖም ስርሖም ከሰላስሉ፡ መንግስቲ ሽወደን፡ ድልየቱ ምዃኑ ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ።...
ብርክት ዝበሉ መንነቶም ዘይተፈልጡ ሬሳታት፡ ኣብ ሩባ ጋንጀስ፡ ህንዲ፡ ከንሳፍፉ ከም እተራእዩ ተገሊጹ። ኣቐድም ኣቢሎም፡ ብዓሰርተታት ዝቚጸሩ...