ሕብረት ኤውሮጳ ብፍላይ ከም ቻትጂፒቲ ዝኣመሰለ ጀነሬቲቭ ኤኣይ ብኸመይ ከም ዝከታተል ንኣዋርሕ ዝቐጸለ ኣጸጋሚ ድርድር ስዒቡ፡ ንኣርቲፊሻል...
ሕግን ሕብረተሰብን
ኣብ ካሊንገ፡ ብሌኪንገ ካውንቲ ኣብ ዝተበከለ ማይ ቧንቧ ንኬሚካላት PFAS ዝተቓልዑ ሰባት፡ ካሕሳ ክኽፈሉ መሰል ኣለዎም። ላዕለዋይ...
ሳልዋን ሞሚካ ቅዳሓት ቁርኣን ዘቃጸለሉ ተቓውሞታት ንሓይሊ ፖሊስ ስቶክሆልም ብውሑዱ 3.7 ሚልዮን ክሮነር ከምዘኽፈሎ ሬድዮ ኒውስ ሽወደን...
ሽወደንን ኣሜሪካን ታሪኻዊ ስምምዕ ምትሕብባር ምክልኻል ተፈራሪመን። ብመሰረት እቲ ስምምዕ፡ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ መላእ ሃገር ናብ ዝርከባ...
ብዙሓት ፊንላንዳውያን፡ እንግሊዝኛ ብዋጋ ቋንቋ ፊንላንድን ሽወደንን ዝሰፍሐ ቦታ ክረክብ እዩ ዝብል ፋዕራ ከም ዘይብሎም ብኦማ ኪየሊ...
ዝሓለፈ ክረምቲ፡ መንግስቲ ነቶም ኣዝዮም ዝተሃስዩ ደገፍ ጸዓት ንምሃብ ኢዱ ብምእታዉ፡ ብዙሓት ስድራቤታት ሽወደን ኣዝዩ ልዑል ዝተባህሀሉ...
ኣብዚ ሎሚ እዋን ኣብ ሽወደን ካብ 15-24 ን ዝዕድሚኦም ሰባት ቀንዲ ጠንቂ ሞት ነብሰ ቅትለት ምዃኑ ተገሊጹ።...
ፖሊስ፡ ኣብ ሽወደን ትሑት ማሕበረ-ቁጠባዊ ደረጃ ዘለዎም በዚ ድማ ንገበን ተቓላዕቲ ዝበሃሉ ከምኡ’ውን ንጡፍ ገበናዊ ምንቅስቓስ ዘለዎም...
መንገዲ ኣየር ስካንዲናቭያ (SAS) ኣብ ራብዓይ ርብዒ ዓመት ዳርጋ ክልተ ቢልዮን ክሮነር (191 ሚልዮን ዶላር) ክሳራ ኣመዝጊቡ።...
ቁጠባ ሽወደን ኣብ ምንቁልቋል ከምዘሎ ሎሚ ብወግዒ ተረጋጊጹ ኣሎ፡፡ ን ክልተ ተኸታተልቲ ርብዒ ዓመት ኣሉታዊ ዕብየት ኣመዝጊቡ’ሎ።...