መዓርፎ ነፈርቲ ካቡል፡ ናይ ህጹጽ እዋን ረድኤት ሒዘን ንዝመጻ ነፈርቲ ንምቕባል ከም እተኸፍተን ሲቪላዊ ኣገልግሎት ምሃብ ከም...
ሕግን ሕብረተሰብን
ስርቂ እቲ ፈላሚ ናይ ወድሰብ ሞያ እዩ እንተ በልና ምግናን ኣይኮነን። ግን ጎነጽን ቅትለትን ማእሰርትን ስለ ዘበዝሖ፡...
መራሒ ግብረሽበራዊ ጉጅለ ቦኮ ሓራም፡ ኣቡበከር ሼካው፡ ኣብ ምጅማር እዚ ዓመት ድሕሪ ምሟቱ፡ 1000 ዝኾኑ ኣባላት እቲ...
ኣብ ሉዊዝያና (ደቡባዊ ክፋል ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ) ብዝተኸስተ ኢዳ ዝተሰምየ ህቦብላ፡ ዓቢ ዕንወት ከም ዝወረደ ተገሊጹ። ዝዓበየ...
ኣምባሳደር ግሪኽ ኣብ ብራዚል ዝነበረ፡ ኪርያኮስ ኣሚሪዲስ፡ ኣብ 2016 ኣብ እዋን ልደት ምስ በዓልቲ ቤቱን ጓሉን ኣብ...
ብቫይረስ ኮሮና ድሕሪ ምልካፎም ዝሓወዩ ሰባት: ጸረ እቲ ቫይረስ ዘጥረይዎ ናይ ምክልኻል ዓቕሚ: ልዕሊ እቲ ብኽልተ እብረ:...
ትማሊ ሰንበት፡ ኣብ ኢንኸደ፡ ኦሽታን ቫንቶርን (ደቡብ ስቶክሆሎም) ዝርከቡ ኣስታት 3 ሽሕ ኣባይቲ፡ ካብ ሰዓት 2፡30...