29 ዝዕድሚኣ ሊሳ ኣንደርሰን ወዳ ኣብ ጉተንበርግ ገዲፋ ግብረሽበራዊ ጒጅለ ዳዕሽ ተጸንቢራ። ሕጂ ድሕሪ ሽዱሽተ ዓመታት ኣብ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ኣብ ቊጽሪ ቤትጽሕፈታቱ ጭቡጥ ናይ ምጒዳል ተርእዮ ከምዘሎን ኣብ መንጐ ደለይቲ ስራሕን ስታፍ ቤትጽሕፈትን ዝነበር ርክባት እውን...
ዓመታዊ ዓሰርተታት ኣሽሓት ፓስፖርቲታት ብዝተፈለለየ ምኽንያታት ከም ዝስረዙ ተፈሊጡ። ገለ ካብዞም ምኽንያታት ኣብ ጸሊም ዕዳጋ ዕድጊ ምክያድ...
ንሓደ ንጥፈት ኣብ ፍልጠት ተመርኲስካ ክተሰላስሎ እንተዄንካ ሓበሬታ ክህልወካ ይግባእ። ሓበሬታ ክህልወካ ድማ ክትሓትትን ክትውከስን ኣለካ። ናይ...
· ብ1899 ሰልክመን እተባህሉ ፈላሚ ደቀባት ቺሊ ናብ ኤውሮጳ ተወሲዶም ኣብ ዙ ወይ መካነ እንስሳታት ተዳጕኖም ህዝቢ ይርእዮም...
ክንሰርሕ ዲና ንነብር ወይስ ክንነብር ኢና ንሰርሕ ዝብል ሕቶ ወትሩ ኣብ መዓልታዊ ህይወትና ምላሽ ክንረኽበሉ ንተሓታተተሉ ኣርእስቲ...
ኣብ ብዙሕ ከባብታት ሽወደን ኣብ ምልላይ ሕማም መንሽሮ ሳንቡእ ኣጸጋሚ ብምዃኑ ብዙሓት ሰባት ሕማሞም ከይፈለጡ ይሳቕዩ ከምዘሎዉ...
ሓደ ካብ ዓበይቲ ባንክታ ሽወደን ዝኾነ ስወደ ባንክ ንነዊሕ ዓመታት በመገዲ መስመራቱ ዘይሕጋዊ ገንዘባዊ ዝዉዉር ከካይድ ምጽንሑ...
ሚኒስተር ውሽጣዊ ጒዳያት ሽወደን Mikhail Damberg ሽወደናዊ ዜግነት ዘሎዎም ኣባላት ናይቲ ግብረሸበራዊ ጉጅለ ዳዕሽ ጉዳዮም ኣብቲ ዝተታሕዝሉ...