ሕግን ሕብረተሰብን
እታ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ዝጓዓዙላ ዝነበረሩ ጃልባ፡ ኣብ ደቡባዊ ገማግም ባሕሪ ናይ ሞሮኮ ጣርፋያ ኣብ ዝባሃል ቦታ ብምጥሓላ...
ኣብ ጎደናታትን ኣደባባያትን ናይ ዝድርበ ስኑስ፡ ማለት ትንባኾ፡ ንምጽራይ ተባሂሉ፡ ኣፍረይቲ ስኑስ፡ ወጻኢታት ናይ ምስካም ሓላፍነት ከም...
ፕረዚደንት ዩክሬይን ነበር፡ ፔትሮ ፖርሸንኮ፡ ብኽሕደት ሃገር ተኸሲሱ ናብ ፍርዲ ክቐርብ ናብ ናይ ቀድም ገዝኡ ናብ ዩክሬይን...
ኣብ ካርቱም ዋና ከተማ ናይ ሱዳን ዝሰርሑ ሓኻይም ብሰንበት ነቲ ኣብ ልዕሊ እቶም ሓኻይምን ናይ ሕክምና ኣካላትን...
ቀዳም ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ልዕሊ ማእከላይ ክፋል ናይ ስቶክሆልም ዝተመዝገበ ናይ ድሮን ምንቅስቓስ ብፖሊስ ይምርመር ከምዘሎ ኤክስፕረሰን...
ንመንግስቲ ሩስያ ወኪሉ ኣንጻር ሽወደን ብምስላል ገበነኛ ኮይኑ ዝተረኽበ ወዲ 47 ዓመት ዝኾነ ሰላይ፡ ናብ ላዕለዋይ ፍርዲ...