እዞም ናህሪ ዋጋ ነዳዲ ንምዕጋት ኣብ ከተማታት ሽወደን ሰልፊ ክገብሩ ፍቓድ ንዝሓተቱ ጒጅለ ዓርቢ ከካይዶ መዲብዎ ዝነበረ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ፖሊስ ሽወደን ትማል ምሸት ነዚ ቅትለት ንምፍጻም ወጢንካ ተባሂሉ እተጠርጠረ ሰብ ብናጻ ለቒቑ’ሎ። እቲ ጥርጡር ነበር ገዝኡ...
ኣርባዕተ ሰባት ኣብ መንደቕ ህንጻ ባይቶ ሽወደን “ኣይትፍርሁ” ዝብል ጽሑፍ ብምልጣፎም ፖሊስ ሽወደን ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣእትዮሞም።...
ክሮነር ሽወደን ምስ ዶላርን ዩሮን ብምውድዳር ምንቊልቋ ኣርእዩ’ሎ ተባሂሉ። እዚ ተርእዮ ሎሚ ኣብ ዝተሓተ ደረጃኡ በጺሑ’ሎ ተባሂሉ።...
እታ ንእምነት እስልምና ብምንሻው ብሞት ተፈሪዳ ኣብ ማእሰርቲ ዝጸንሐት ኣማኒት ክርስትና ዝኾነት ኣስያ ቢቢ ካብ ፓኪስታን ሃዲማ...
ኮኾብ ናይ ተሌቪዥን ጋዜጠኛን ኣቕራቢን ማርቲን ቲመል ኣብ ቤትፍርዲ ናይ ይግባይ ሕቶኡ ክረአ ድሕሪ ምሕታቱ ናጻ ከም...
ገለ ካብ ትሕዝቶ ናይ ሎሚ ዜናታት፣- ኣርእስተ ዜናታት ድሕሪ ምቛም መንግስቲ ሽወደን ኣብ ወርሒ ጥሪ ፈላማይ...
ባንክ ደም ሽወደን A ወይ O ዓይነት ደም ዘለዎም ለገስቲ ደም ነበርቲ Skåne Upsalla ዮተበሪን ስቶክሆልምን ኣብ...
ዋና ኣካያዲ ስራሕ ሰንሰለት ICA ዝኾነ Per Strömberg ኣብ 2025 ዘፍርዮ መጠን ገፈጥ-መፈጥ መግቢ ብፍርቂ ከጒድለ ምዃኑ...
ሽወደን እተሳተፈቶ ሓደ ኣውሮጳዊ መጽናዕቲ ጒጅለታት ጒሒላታት ንሰብመዚ ቀረጽ ብምፍርራህን ስርዓት ቫት ብምኽታርን ቢልዮናት ክሮነራት ዝግመት ማል...