ድሕሪ ናይ ብዙሕ ኣዋርሕ መርመራ ፖሊስ ጀርመን ነዚ ዝዓበየ ኦንላይን ናይ መድሃኒት መሸጣ ዝረኸቡ ኮይኖም ምስዚ ብዝተሓሓዘ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ፖሊስ ኣብ ገምገም ሳኩና ዕርቃኑ ንዝተራእየ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣእትዮም። እዚ ሰብኣይ ኣብ ደቡባዊ ክፋል ሽወደን...
ብስርቂ እተኸሰ ገበነኛ ሓሙሽተ ዓመት ተፈሪዱ። ኣብ ኣውራጃ ስኮና ኣብ ስርቂ ሽዱሽተ ኮራኲር እተዋፈረ መእንእሰይ 6 ዓመት...
ኣብ ሆስፒታል ኣፕሳላ ዝሰርሕ ዝነበረ ዶክተር ኣብ ስርሑ ብዝገበሮ ጉድለት ተቐጺዑ። እዚ ዶክተር ን 50 ሕሙማት ናይ...
ኣብ ሽወደን ንኣድልዎ(ኣፈላላይ) ምክልኻል፡ ሰብኣዊ ግዴታ ወይ ሓላፍነት እዩ። ኣድልዎ ወይ ኣፈላላይ፡ ማለት ገለ ሰባት ወይ ጒጅለታት፡...
ኣብ ከተማ ኦረብሮ ዝርከብ ለይታዊት ትልሂት ዝካየደሉ ቦታ ቦንብ ከምእተፈንጀረ ፖሊስ እዛ ከተማ ኣፍሊጦም። ነዚ ምፍንጃር ሲዒቡ...
ሽወደን ኣብ ዘይሕጋዊ ምዝውዋር ገንዘብ ተዋፊሩ ንዝበለቶ ሓደ ቻይናዊ በዓልመዚ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣእትያ ። ሰብመዚ ሽወደን...
ኣኽበርቲ ሕጊ ሽወደን ኣብ ጒዳይ ኣሳንጅ ንውሳነ ቤትፍርዲ ኣይንቃወምን ይብሉ። ኣኽበርቲ ሕጊ ሽወደን ብሓሙስ ኣብ ዝሃብዎ ቃል...
ውሳነ ፍርዲ መስራቲ መርበብ ሓበሬታ ” ስታንድ ፎር ሽወደን” ተናዊሑ። እዚ መርበብ ሓበሬታ ዓሌታዊ ትሕዝቶ ዘለዎም ጽሑፋን...
ኣገልግሎት ስለያ ሽወደን Säpo ብሰሉስ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ ቊጽሪ ጥሩፋት ካብ ኣማኢት ናብ ኣሽሓት ምውሳኹ ገሊጹ።...