ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ስቲፈን ሉፈን ነቲ ምትእትታው ቱርኪ ኣብ ሰሜን ሶርያ ዘስዓቦ ብሰልፍታት ሽወደን ዝተቓልሐ ሻቕላ ዋሕዚ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ኣብ ዓመተ 2017፡ ጠቕላላ ቁጽሪ ናይ’ቶም፡ ኣብ ሽወደን ወነንቲ ትካላት ዝኾኑ ሰባት፡ 500 000 በጺሑ። ብቑጽሪ ደረጃ...
ጋዜጣ ስቨንስካ ዳግብላዴት ን ሚኒስትሪ ጒዳያት ወጻኢ ሽወደን ብምጥቃስ ከም ዝሓበረቶ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪቃ ብገበናውያን ጒጅለታት...
መንግስቲ ዴንማርክ ኣብ ሃገሩ ዘሎ መጠን ገበን ከጒድል ድሌት ከም ዘለዎ ገሊጹ። ገበን ንምዕጋት ዘድልዩ ዝተፈላለዩ ሓደስቲ...
መራሒ ክርስትያናዊ ዴሞክራሲ ኢባ ቦሽ ቶር ብዓርቢ ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ ኣብ ሽወደን ቀዋሚ መንበሪን ዜግነትን ክረኽቡ ዘመልክቱ...
ጋዜጣ ኣፍቶንብላዴት ኣብ ዝገበረቶ መርመራ እቲ ክጐሓፍ ዝግብኦ መግቢ ኣብዘን ህቡባት ኣብያተ መግቢ ይሽየጥ ኣሎ። ብዘይካዚ ኣብዘን...
ካብ ዝመጽእ ሓዱሽ ዓመት 2020 ጀሚሩ ብ40 ክሮነር ኣብ ወርሓዊ ካርድ SL ከተማ ስቶኮልም ማለት 930 ክሮነር...
ኣካያዲ ህብብቲ እንዳ እስፕሬሶ ንሰራሕተኛታቱ ክሳብ 12 ሽሕን 500 ክሮና ካብ ጁባኦም ቀረጽ ከኽፍሎም ምዃኑ ብምፍርራህ ዘይሕጋዊ...
ንዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመታት ኣብ ፈይስቡክ ላይክ ምባል እቲ ቐንዲ ናይቲ ኩባንያ መለለዪ እዩ ኰይኑ ጸኒሑ። እዚ ኣገባብ’ዚ፡...
ሽወደናዊ ናይ ንግዲ በዓል መዚ (Swedish Business Environment Authority) ንመንገዲ ኣየር ስካንድናቭያ ኣጋጢምዋ ዘሎ ድኽመት ኣገባብ ኣሰራርሓ...