ኣብ ሶደርማልም ዝበሃል ከባቢ ስቶክሆሎም ብ ሶኒይ ሓደ ዝሞተ ሰብኣይ ኣብ ገዝኡ ተረኺቡ። ፖሊስ ከምዝሓበሮ እቲ ዝሞተ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ክፍሊ ኢሚግሬሽን ሽወደን ሓደ ሓታቲ ዑቕባ ዘቕረቦ ጠለብ መንበሪ ፍቓድ ከምዝነጸጎን ካብታ ሃገር ንኽባረር ውን ውሳነ ኣሕሊፉ...
ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣበያተ ትምህርታ ኣብ ዓመት ብክልተ ኣካዳምያዊ ይካየዳ። ምምሕዳር ማልሞ ግን ሓድሽ ኣገባብ ንኽፍትን እማመ...
ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ምሉእ ሽወደን ኣንጻር ዝተወደቡ ገበናት ንምፍጣጥ ሃገራዊ ፖሊስ ብስም ሪምፍሮስ (Rimfrost) ዘበገሶ ስርሒት...
ብሰንኪ እቲ ክቐርብ ዝግበኦ ናይ ሕክምና መሳለጥያታትን ቀረባትን ኣብ ብዙሓት ሆስፒታላት ብዘይምድላዉ ዘጋጠመ ናይ ኣማኢት መጥባሕታት መዓልቲ...
ቤት ፍርዲ ከተማ ካልማር ብቕትለት ዕሸላ ዝተጠርጠረት ጓል 27 ዓመት ኣደ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ክትኣቱ ኣዚዙ። ብዓርቢ...
ሰልፊ ስቫርያ ደሞክራት (SD) ነቲ ድርብ ዜግነት ክኽልከል ዝብል ጠልቡ ደው ከምዘበሎ ብስም መዓልቲ ዲሞክራስያውያን ሽወደናውያን ኣብ...
ቁጽሪ ናይቶም ብመልክዕ ምልማን ኣብ ንግዲ ደቂ ሰባት ዝተዋፈሩ ገበነኛታት ብቐጻሊ ይዛይድ ከምዘሎ ፖሊስ ሽወደን ሓቢሩ። ዝሓለፈ...
ምምሕዳር ተይቢ (Täby) ኣብ ከባቢ ዓሰርተ ሓደ እንደገና መመስርሒ ትካላት (Recycling Plant) ዝርከቡ ለመንቲ ንምኽልካል ዘኽእል ፍቓድ...
ኣብ ዝሓለፋ ውሑዳት መዓልታት ኣብ ከተማ ማልሞ ዘጋጠሙ ገበናት ምፍንጃር፡ ቅትለትን ቶኽስን መርኣያ ናይቲ ኣብ ሽወደን ካብ...