ብምኽንያት ኣህጒራዊ መዓልቲ ሰብኣዊ መሰላት ሚኒስተር ባህሊ ሽወደን ኣማና ሊንደ ከምኡውን ማዕርነት ጾታ ኦሳ ሊንዳገን ገለ ሕሉፍ...
ሕግን ሕብረተሰብን
እዛ ዕድመ ልክዕ ክትእሰር እተፈርደት እስርቲ ናብ ገምገም ባሕሪ እናኸደት ጽባቐ ባሕሪ ከተስተማቕር ዕድል ክወሃባ እባ ወግዓዊ...
ኣገልግሎት ኢሚግሬሽን ንቤትጽሕፈቱ ብዳግመ ምውቓር ክውድብ ምዃኑን እዚ ድማ ምፍናው ገለ ሰራሕተኛታት ከስዕብ ከም ዝኽእልን ተገሊጹ። እዚ...
ፕረሲደንት ሱዳን ነበር ኣልበሽር ኣብ ቤቱ ክልተ ሚልዮን ዶላር ከም እተረኽቦን ሎሚ ቀዳም ብጒዳይ ብልሽውና ናብ ቤትፍርዲ...
ኣብ ደቡባዊ ሽወደን ብዝሕ ዝበለ ኣጽዋርን ዕጸፋርስን ኣብ ትሕቲ ቊጽጽር ምእታዉ ተፈሊጡ። እቲ ስርሒት ሞት ዘይተፈልዮ እኳ...
ሽወደን ካብ ዝመጽእ ዓመት ጀሚራ ብመሰረት ስምምዕ መሰል ህጻናት ው/ሕ/ሃ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሓን ስእሊ ውሉዳት ምልጣፍ...
ቊጽረን እናበዝሓ ዝኸዳ ኣብያተ ትምህርቲ ሽወደን ናይ ብረት መጥቃዕቲን ካልእን ጎነጽ ንምክልኻል ዘኽእለን ኣገባብ ስልጠና ሰራሕተኛታት የተኣታትዋ...
ኣብ ሓደ ካብ ኣዝዮም ብጽኑዕ ዝበሃሉ ኣብያተ ማእሰርቲ ሽወደን ብሰንኪ ጻዕቂ ኣብ መንጐ እሱራት ግርጭት የጋጥም ምህላዉ...
ብዓይነቱ ናይ መጀመሪያ ምዃኑ ዝተነግረሉ ኣብ ትሕቲ ዞባዊ ምምሕዳራት ተቖጺሮም ዝሰርሑ ኣኽበርቲ ስርዓት ማለት ordning vakt ኣብ...
ናይ ጊዜ ገደብ ኣብ ምቕይያራት ኣሰራርሓ ቤት ጽሕፈት ዕዮ ተናዊሑ። ኣብ ስልጣን ዘሎ መንግስትን መሻርክቱ ሰልፍታትን ዝኮና...