ኣብ ሴይሎን ኣብ ዝተኻየደ መኽፈቲ ዋዕላ-ምክልኻል፥ ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ ሽወደን ኣን ሊንድ መንግስታ ነታ ዝተሓምሸሸት ነፋሪት ዩክሬይን...
ሕግን ሕብረተሰብን
በዓል መዚ ኢመግረሽን ሽወደን ኣብዛ ዝተፋነናያ ዓመት 21,958 ናይ ዕቚባ ሕቶታት ምቕባሉ ተገሊጹ። ዝበዝሑ ሓተትቲ ዕቚባ ዝመጹለን...
ሽወደን ነቲ ሃገራት ኣውሮጳ ብጽሒት ስደተኛታት ክማቐላ ዝድንግግ ረቛሒ ኣውሮጳዊ ሕብረት ክትጥንጥኖ ትኽእል እያ ክብል ሬድዮ ኤኮት...
ብምትላል ምብላዕ ካሕሳ ሕክምና ህጻናት ዝጥርጠሩ ወለዲ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብዕጽፊ ወሲኹ ተባሂሉ ክብሉ ኣሃዛት ፎርሸክሪንካሳ (...
ጸጋማይ ሰልፊ ብዛዕባ ሰደድ ኣጽዋር ናብ ቱርኪ ኮነ ተባሂሉ ብመንግስቲ ግጉይ ሓበሬታ ክወሃቦም ጸኒሑ’ሎ ኢሉ ከም ዝኣምን...
ምስ ዝሓለፋ ዓሰርተ ዓመታት ብምንጽጻር ቊጽሪ ግዳያት ሓደጋ ትራፊክ 2019 ዝተሓተ ኔሩ ተባሂሉ። ብመሰረት ኣገልግሎት መጓዓዝያ ሽወደን...
መንግስታዊ ኮሚሽን ምጽራይ ብዛዕባ ብግሊ ዝውነኑ ኣብያተ ትምህርቲ ዝወሃብ ሃይማኖታዊ ትምህርቲን ንመጻኢ ከምዚ ዝበሉ ትካላት ንምቊራጽ ብዛዕባ...
ቤትፍርዲ ሽወደን ንኲባንያ ሊንኮፒን ገዚፍ ካሕሳ ክኸፍል ከም ዝበየነሉ ይግለጽ ኣሎ። እዚ ዝተበየነ ሓንቲ ሰራሕተኛ ኣብ ማሽን...
ኣብ ዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመታት ህዝቢ ሽወደን ብ ሓደ ሚልዮን ምዕባዩን ካብ ስቶክሆልም ውጽእ ኢላ ትርከብ ሰንዲበርይ ብዝያዳ...
ሰብዓ ዝኣባላቱ ተልእኾ ሓይልታት ሽወደን ዒራቕ ክሳብ ክወጹ ምዃኖም ዝንገሮም ኣብኡ ክጸንሑ ምዃኖም ሚኒስተር ምክልኻል ሽወደን ሎሚ...