ሓለፍቲ ዓበይቲ ኲባንያታት ሚድያ ሽወደን እንተላይ ሬድዮ ሽወደን ነቲ ማዕከናት ዜና ሽወደን ነቲ ቻይና ኣብ ልዕሊ ናጻ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ሚኒስተር ውሽጣዊ ጒዳያት ሽወደን ሚካኤል ዱምበርግ ኣብ ስልጠና ፖሊስ ሰፊሕ ሃጓፍ ምህላዉ ብሓፈሻ ቊጽሪ ፖሊስ ምስቲ ዝድለ...
ወጻኢ ጉዳያት ሽወደን ነቶም ኣብቲ ብክሮና ቫይረስ ተጠቒዑ ዘሎ ከባቢ ሆቢ፡ ዎሃን፡ ዝነብሩ ዜጋታታ ንምግዓዝ መጽናዕቲ የካይድ...
ክፍሊ ጸጥታ ሽወደን፡ SÄPO፡ ንዝተፈላለዩ ናይ ሽወደን ናዚ ምስ ሓውሲ ወተሃደራውያን ግብረ ሽበራውያን ውድባት ሩስያ ከም ቀንዲ...
ሰልፊታት ጸጋምን ስቫርያ ዴሞክራትን ዝበዝሐ ፖለቲካዊ ሸፈነን ጸብጻብን ይረኽባ ምህላወን ሓድሽ ዳህሳስ ኣመልኪቱ። እዘን ኣብ ክልተ ጫፋት...
ኣብ 2019 ኤጀንሲ መጓዓዝያ ሽወደን 36, 692 ፍቓድ መዘወሪ መኪና ክሕደግህ ምግባሩ፥ እዚ ድማ ምስ ናይ ዓመተ...
ሽወደን ጠገለ ዘይብሉ ምግፋፍ ዓሳ ሽሪምፕ ደረት ክትገብረሉ ከም ዝወሰነት፡ እንተኾነ ግና ኢንዱስትሪ ዓሳ በዚ ከም ዘይተሓጐሰ...
ካብ መንግስቲ ንሰናይ ተግባራት ዝውዕል ተወሳኺ ገንዘብ ንኽስላዕን ብዛዕባ ካልኦት ጉዳያት ኣመልኪቱ ሓላፊ ሰልፊ ቨኒስተር፡ ዮናስ ኾስቴድ፡...
ፖሊስ ኡብሳላ፡ ንኣዋርሕ ኣብ ልዕሊ ሰማያት ኡብሳላ ናይ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ፈተነታት ከካይድ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ኣብ ልዕሊ...
መንግስቲ ሽወደን ኣብ ጒዳይ ጾታዊ መጥቃዕቲን ምኽንሻብ ጓለንስተይቲን ዝጸንሐ ውሱንነት ሕጊ ብምልዓል ማዕረ ቅትለት ከም ገበን ዝረኣይሉ...