ንገበናት ክብረትን መርዓ ትሕቲ ዕድመን ዝምልከት ውጥን ሓድሽ ሕገ መንግስቲ ከምዝተበገሰ ሚኒስተር ፍትሒ፡ ሞርጋን ዮሃንሰን፡ ኣቃሊሑ። ነዚ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ኣብ መንጎ ሓለፍቲ ፖሊስ ዝግበር ውሽጣዊ ምጽሕሓፍ ኤሌክትሮኒካዊ ደብዳቤታት ይኹን ምስ ካልኦት ሰራሕተኛታት መንግስታውያን ትካላት ዝግበር ዝነበረ...
ኣብ ዓመተ 2019፡ ፖሊስ ሓለዋ ዶባት ሽወደን 5600 ሰባት ናብ ሽወደን ንኽኣትዉ ከልኪሉ። ኣብ ዓመተ 2018፡ ቁጽሪ...
ኣብ ዩኒቨርሲቱ ኡሬቦ ዝተገብረን ኣብ ብሪቲሽ መዲካል ጆርናል ዝሰፈረን ሓድሽ ሕክምናዊ ዳህሳስ ከም ዘመልክቶ ኣብ እዋን ጥንሲ...
መንግስቲ ሽወደን፡ ንገበናት ጾታዊ በደላትን ምግሳስን ብዝምልከት ዝተረረ መቕጻዕቲ ንኽውሰን ይጽውዕ። ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ዝፍጸም ተባዕታዊ...
ዓቃባዊ ለዘብተኛ መርገጺ ዘለዎ ሰልፊ ሞደራትና ንሳቶም ዘይግቡእ ንዝበልዎ ኣታሕዛ ስርዓት ንምውጋድ ሕጊታት ፍቓድ ስራሕ ኢሚግሬሽን ጥብቕ...
ኣብ ክለሰ ሓሳባዊ ፈተና መምርሒ ፍቓድ መኪና ከም ዘታለሉ ዝተረጋገጸሎም ሰባት ናይ ማእሰርቲ ወይ ድማ ገንዘባዊ መቕጻዕቲ...
መንግስቲ ሽወደን ኣሰር ኣጻብዕ ገበነኛታት ናብ ኣባል ሃገራት ኣውሮጳዊ ሕብረት ዕላዊ ንምግባር ዘኽእሎ ስጒምቲ ንምውሳድ መርመርቲ ኣድላዪ...
ካብ ቤት ጽሕፈት መርመራ ሓበሬታታት ሽወደን (Datainspektionen) ዝወጸ ጸብጻብ ከም ዝሕብሮ፡ ዝበዝሑ ጥርዓናትን ምዕዝምዛማትን ተገልገልቲ፡ ብዛዕባ ኣብ...
ኣብ ማልም ምእሳር፥ ምህጋር ኣጽዋርን ምስባር ክልተ ተፈንጀርቲ ዝሰርሑ መርበባትን ምስላጡ ተገሊጹ። ኣብ ከባቢ ማልም ሰፊሕ ስርሒታት...