በዓልመዚ ቀረጽ ኣብ ኲባንያታት ጽሬት ዘይሕጋውያን ቊጹራት ምህላዎም ዝሕብር ጸብጻብ ድሕሪ ምርካቡ ኣብ ልዕሊዘን ኲባንያታት ዝነበሮ ቊጽጽር...
ሕግን ሕብረተሰብን
ኣብ ህዝባዊ መጓዓዝያታት ዝሰርሑ ዘወርቲ ኣውቶቡሳትን ተቘጻጸርቲ ቲኬትን ናይ ሓድሽ ኣገባብ ምቊጽጻር መርመራ ኣብ ልዕሊኦም ክውዕል ምዃኑ...
ሕብረት መሰል ደቀንስትዮ ኣብ ልዕሊ ደቀንስትዮ ዝወርድ ጎነጽ ኣመልኪቱ ንመንግስቲን ሓጋጊ ኣካልን ወቒሱ። “ኣብ ልዕሊ ደቀንስትዮ ዝወርድ...
ሓደ ናይ ንግድ መወዓውዒ መንገዲ ኣየር ንህዝቢ ስካንዲናቭያ የንቋሽሽ እዩ ብዝብል ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ማዕበል ነቐፌታ ይውርዶ...
ኣብ ዝቕጽል ዓመታት መንግስቲ ሽወደን ዓቢ ቁጽሪ ናይ ዑቕባ ዝሓቱ ስደተኛታት ከምዘይትቕበልን እቲ ዝዓበየ ኣድህቦ ናይ መንግስቲ...
ኣብ ዞባ Kronoberg ምምሕዳር Uppvidinge ዝነብሩ ኤርትራዉያን ንኩነታት ስእነት ስራሕን ምዕሩይነትን ኣብቲ ምምሕዳር ብምቅዋም ድምጾም ኣስሚዑም፣ ንሳቶም...
ኣንጻር ኣብ ሽወደን ዝርከቡ ግብረሽበራውያን ናይ ምዃን ተኽእሎ ዘለዎም ሰባት ጽኑዕ ሕጊ ንኽቐውም ሓላፊ ኤሚግሬሽን፡ ሚካኤል ሪበንቪክ፡...
ዳህሳስ Demoskop፡ ብብዝሒ ሰዓብቲ ሶሻል ዲሞክራትስ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ይስራዕ ትካል Aftonbladet / Demoskop ካብ ጥሪ 25...
ብዝሒ ናብ ሽወደን ብምምጻእ ዑቕባ ዝሓቱ ስደተኛታትን ዝተወሰኑ ብዝሒ መንበሪ ፍቓድን ኣመልኪቱ፡ ከምቲ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝተወስደ...
ኖሺ ዳጆስታር ፕረሲደንት ጸጋማይ ሰልፊ ንምዃን ክትወዳደር ከም ትደሊን ን ጆናስ ኮስትስተድት ክትትክእ ከም ትብህግን ንማዕከናት ዜና...