ለበዳ ኮሮና ኣብ ክረምቲ ኣብቂዑ ዳግማይ ኣብ ጽድያ ክነትጒ ይኽእል እዩ ክብል ፕሮፌሰር ቪሮሎጂ ፍሬድሪክ ኤል ንጋዜጣ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ካብ ሎሚ ሰኑይ ኣትሒዙ ተወሳኺ ሆስፒታል ንምህናጽ ኣብ ዞባ ስቶክሆልም ስራሕ ምጅማሩ ተገሊጹ’ሎ። ዳይረክተር ጥዕና ዞባ ስቶክሆልም...
ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ስቲፋን ሎፍተን ኣብ ዝሃቦ መደረ ኣብዛ ጸባብ እዋን ነፍሲ ወከፍ ዜጋ ነዚ ለበዳ ኣብ...
1.5 ቶን ጸረ ተሃዋስያን ዝጸዓነት ነፋሪት ኣገልግሎት ጥዕና ሽወደን ንምሕጋዝ ካብ ኲባንያ ባክቲጋርድ ናብ ሽወደን ምእታዋ ተገሊጹ።፡...
ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ስቲፋን ሎፍቨን ሎሚ ምሸት ካብ ሰዓት 21:00 ጀሚሩ ፍሉይ መደረ ንህዝቢ ሽወደን ኣብ SVT...
ምዕባለታት ሓማም ክሮና ኣብ ሽወደን፡ ፍርቂ ናይቶም ኣብ ፍሉይ ሕክምናዊ ምክትታል ዝርከቡ ሰባት ዕድሚኦም ትሕቲ 65 ምዃኑ...
ኣብ ሽወደን ምስ ምውሳኽ ሕሙማት ኮሮና ህዝቢ ንምግታእ እዚ ሕማም እዂል ተራኡ ክጻወት ጻውዒት ቀሪቡ’ሎ። ነዚ ቅልውላው...
ተኸታተልቲ መደብና እዚ ሎሚ ማዓልቲ ንፈነወ በቒዑ ዘሎ መደብ ዝርርብ ’’ 50 ደቓይቕ ’’ ዝተባህለ ዝተፈላለዩ ሞያን...
ብምኽንያት ኮሮና ቫይረስ ህዝባዊ መጓዓዝያ ስቶኮልም SL ከምዘጉድል ሎሚ ሓቢሩ። እዚ ምጒዳል ካብ ሰኑይ መዓልቲ ጀሚሩ ክስራሓሉ...