መንግስቲ ሽወደን ምስ ምስፍሕፋሕ ቫይረስ ኮሮና ኣድላዪ ስጒምቲ ንምትግባር ናብ ባይቶ ከይቀረበ ንምውሳን ዘኽእሎ እማመ ሕጊ ምውጽኡን...
ሕግን ሕብረተሰብን
ገለ ካብ ናይ ሎሚ ኣርእስታት ዜና፡ 1. ብደረጃ ዓለም ቁጽሪ ተጠቃዕቲ ለቨዳ ኮሮና ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ምብጽሑ...
ኣብ መዓልቲ በዓል ፋሲካ ክጓዓዙ ዝደልዩ ዝለዓለ ሓላፍነት ኣለዎም ክብል ቀዳማይ ሚኒስተር ሉፊን ሓቢሩ። ንሱ ኲነታት ክኸፍእ...
እቲ ቢት ጽሕፈት ኣብቲ ማዓልታዊ ዝህቦ ዘሎ መግለጺ ዓበይቲ ዜጋታትና ብፍሉይ በዚ ቫይረስ ይጥቅዑን ይሞቱን ስለዘሎዉ፣ ንምክልኻልን...
በዓልመዚ ጥዕና ለበዳ ኮሮና ንምክልኻል የኽእል እዩ ዝበሎ ካልእ ሕጊ ኣብ ናይ ሎሚ ግዜጣዊ መግለጺ ተዋሂቡ። ነዚ...
ኣቐዲሙ ከምዚ ዝበለ ወረን ሓበሬታን ክጋዋሕ ምጽንሑ እንተኾነ ግና ሕማም ሽኮር ዘለዎም ሰባት ዝተፈልየ ተቓላዕነት የብሎምን ተባሂሉ።...
ኣቐድም ኣቢሉ ትኽ ዝበለ መስመር ብዝብል ክግለጽ ዝጸንሐ ዝርግሐ ለበዳ ኮሮና ኲነታት ይቕየር ምህላዉ ተገሊጹ። ሕላፊት ትንተና...
ዝኮነ ሰብ ኮነ ስፖርተኛታትን ዝተዋህበ ምኽሪ ውድድራት ደው ብምባል በብቅልቖም ኣብ ግዳም ልምምዳትኩም ኣካይዱ ሰብ መዚ ጥዕና...
ሕብረተ ሰብ ሽወደን በዓል ፋሲካ ንምጽንባል ናብ ዝተፈላለያ ምምሕዳራት ካብ ምጋሽ ክቑጠቡ መንግስቲ ተማሕጺኑ። ብተወሳኺ፡ ምስፍሕፋሕ ለበዳ...
ኣብ ዕዳጋታት መድሃኒት ቅልውላው ንኸየጋጥም ብምባል መንግስቲ ሽወደን ነቲ ካብ ፋርማሲ ዝሃልኽ መድሃኒታት ቀይዲ ክገብረሉ ሎሚ ንግሆ...