ምንሽርታት በረድ ንምጽዋት ካብ ኦስትርያን ጣልያንን ዝመጹ ቱሪስት ኣብ ኣርላንዳ ዘዛውሩ ዝንበሩ ሰብ ታክሲ ብሕማም ኮሮና ምልካፎም...
ሕግን ሕብረተሰብን
ሽወደን ኣብ ኣብያተ መግቢ ዝካየድ ምክትታል ክትውስኽ ኣብ ትሸባሸበሉ ዘላ እዋን ዓማዊል ተፈናቲቶም ክእንገዱ ምግባር ዓብዪ ግድል...
ኣብ ሽወደን ብኮሮናቫይረስ ልዕሊ 2200 ሰባት ግዳይ ሞት ኣብዝኾንሉ፣ ስሚትኺድ ስቶክሆልም ዚብሃል ትካል ነቲ ለበዳ ኣመልኪቱ ኣብ...
ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ቤት ትምህርታት ነቶም ብሰንኪ ቅልውላው ኮሮና ንደቆም ናብ ቤት ትምህርቲ ዘይሰዱ ወለዲ ዕላማ ዝገበረ...
ኣብ መላእ ሽወደን ንዝግበር ጥሕሰት ትራፊክ ዝዳረግ መቕጻዕቲ ብመንገዲ ኣብ ሞባይል ናይቶም ሰራሕተኛታት ዝተጻዕነ ፕሮግራም ክፍጸም ምዃኑ...
ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና በብግዜኡ የዳልዎ ኣብ ዝነበረ ጸብጻብ ብ ለበዳ ኮሮና ዘጋጠም ሞት ኣትሒቱ ክግምት ምጽንሑ ሬድዮ...
ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ኣብ ዝካየድ ዘሎ ወፍሪ ሽወደንን ኒውዚላንድን ኣንጻራዊ ፖሊሲ ይኽተላ ምህላወን ተገሊጹ። ሽወደን ኣብ ቤት...
ብመሰረት ሓበሬታ P4 ዮተቦሪ፡ ኣብ ቬስትራ ዮታላንድ (Västra Götaland) ቁጽሪ ናይቶም ብኮሮናቫይረስ እተለኽፉ ሰባት ይውስኽ ከምዘሎ ይገልጽ።...
እቲ ብዝሒ ክውስኽ ከምዝኽእል ይእመት ኣብ ቤት ትምህርቲ Kageskolan ክሳብ ሕጂ 10 ኣባላት ብቫይረስ ኮሮና ከምእተለኽፉ ምምሕዳር...
ብመሰረት ግምገማ ኖቩስ፡ ኣብዘን ዝሓለፋ ክልተ ኣዋርሕ፡ እዚ ሕጂ ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ሶሻልደሞክራት ተቐባልነቱ ክብ ከምዝበለ...