ብምኽንያት ለበዳ ኮቪድ 19 ብሽወደን ኣቢልካ ናብ ሃገራት ኣውሮጳዎ ሕብረት ናይ ምጋሽ እገዳ ተናዊሑ። እዚ እገዳ ክሳብ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ነብሰ-ምውሻብ ነቲ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ደሪቱዎ ከምዘሎ ዝፍለጥ ኮይኑ።ኤውሮጳዊ ናይ ልኽፈት በዓልስልጣን፡ ምዕጻው ዶባት ንምድራት ኮሮና ብቑዕ ኣይኮነን...
ካብ 18 ግንቦት ንደሓር ተጓዓዝቲ መንገዲ ኣየር ስካንዲናቭያ ብመሰረት ሕግታት ኤውሮጳዊ ሕብረት ማስክ ክለብሱ እዮም ተባሂሉ። እዚ...
ኣብ ሽወደን ንምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮቪድ 19 ንምግታእ ተባሂሉ መንግስቲ ዝመደቦ መርመራ 100 000 ሰባት ኣብ ሰሙን ከምቲ ዝድለ...
ባይቶ ሽወደን ኣብ መእለይን ኣብያተ ክንክንን ኣረጋዉያን ማለት äldrevården ንዝተራእየ ብዝሒ ምልባዕ ለበዳ ኮቪድ-19፣ መን ሓላፍነት ይዉሰደሉ...
ሽወደናውያን ምምሕዳር ከተማታትን ዞባታትን፡ ቁጠባ ሽወደን ክሳዕ 2023 ናብቲ ዝነበሮ ከም ዘይምለስ ኣጠንቂቀን። ሽሕኳ እቲ ኩነታት ኣወንታዊ...
መንግስቲ ቈልዑ ንዘልዉዎም ስድራ ዝገብሮ ዝነበረ ፋይናንሳዊ ሓገዝ መንበሪ (bostadsbidrag) ብ 25% ክውስኸሉ እዩ ተባሂሉ። እዚ ብማእከላይን...
ሚኒስተር ፋይናንስ ማግዳሊና ኣንደርሰን መንግስቲ ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ዝመጸ ፋይናንሳዊ ሃጓፍ ምምሕዳራት ከተማ ክመልእ ምዃኑ ሎሚ ኣረጋጊጻ።...
መንግስቲ ብማእከላይን ሊበራልን ሰልፊ እናተደገፈ ን ጽላት መጓዓዝያ ናይ 3 ቢልዮን ክሮና ክገብር ምዃኑ ኣገልግሎት ዜና TT...
ናይ ባንክ ሰራሕተኛ ዝነበረ ሽወደናዊ ን14 ሰባት ኣደናጊሩ 35 ሚልዮን ክሩነር ካብ ኣካውንቶምብምስራቑ ን4 ዓመታት ኪእሰር ተፈሪዱዎ።...