ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡ 1. ኣብ ሽወደን ብዳግማይ ማዕበል ለበዳ ኮሮና ሃስያ ከይወርድ ሻቕሎት ከምዘሎ...
ሕግን ሕብረተሰብን
160 ሽሕ ዝኾኑ ነባሮ ሽወደን ነቲ ብ ሉንድ ዩንቨርሲቲ ዝተዳለወ ኣፕሊኬሽን መጸብጸቢ ምልክታት ኮቪድ-19 ካብ ኢንተርነት ዳውንሎድ...
“እዚ ኣብ መንጐ መንግስትን ዞባታትን ምንባብ ዘይምህላዉ ዘመልክት እዩ” ክብል ቀዳማይ ሚኒስተር ሉፊን ሎሚ ምስ ሬድዮ ሽወደን...
ካብ መፋርቕ ሰኔ ጀሚሩ ኩሎም ተማሃሮ ካልኣይ ደረጃን ዩኒቨርሲታትን ናይ ክረምታዊ ትምህርቲ ንጥፈታቶም ከሰላስሉ ክጅምሩ ምዃኖም ተፈሊጡ።...
ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርታት፡ ኮለጃት፡ ዩኒቨርሲታት፡ ናይ ዓበይቲ ቤት ትምህርታትን ስነ-ኪነትን ኣብ መፋርቕ ወርሒ ሰኔ ክኸፍታ ምዃነን...
ዓሚ ባሕቲ ሓምለ ዝተኣታተወ ኣብ ከባቢ ህዝባዊ ቦታታት ምትካኽ ሽጋራ ዝእግድ ሕጊ ብ 79% ደገፍ ምርካቡ ኤጀንሲ...
ትሕት ዝበለ ሞያ ዘለዎም ሰባት ናይ ትምህርቲ ደገፍ ከይረኽቡ ዝነብሩ ኲነታት ዓንቂፍዎም ምጽንሖም እንተኾነ ግና ለበዳ ኮሮና...
ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ንዝሰዓበ ቊጠባዊ ቅልውላው ንምሕዋይ ኣውሮጳዊ ኮሚሽን ናይ 750 ቢልዮን ዮሮ እማመ ምቕራቡ ተፈሊጡ። እዚ...
90% ካብቶም ሽወደናውያን ግዳያት ሞት ቫይረስ ኮሮና ልዕሊ 70 ዝዕድሚኦም ሽማግለታት እዮም ኔሮም። ካብዚኣቶም እቶም 49% ኣብ...
ፍርቂ ብዝሒ ናይቶም ቋንቋ ሽወደን ከም ካልኣይ ቋንቋ (SVA) ዝምህሩ መማህራን ብቑዓት ዘይምዃኖምን ካብቶም ነዛ ዓይነት ትምህርቲ...