ንመሰል ቆልዑን ሕጻናትን ዝጣበቕ ትካል ሕጻናት ኣድሕን ማለት Rädda Barnen ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ መባእታዊ ደረጃታት ሽወደን ዘሎ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ህጻናት ናይ ክታበት ዕድል ንኽረኽቡ ብምባል፡ ሽወደን፡ ከም እንደገና ተወሳኺ ናይ 50 ሚልዮን...
ዳርጋ ኣብ ኲሉ ዓውዲታት ትምህርቲ ከም ፕሮፌሰራት ናይ ዝቚጸራ ደቀንስትዮ ቊጽረን እናንቈልቈለ ይመጽእ ምህላዉ ፓብሊክ ዝተባህለ መጽሔት...
ኮሚቴ ኤሚግሬሽን፡ ሽወደን ክትቅበሎም ትኽእል ዝለዓለ ብዝሒ ስደተኛታት ብዝምልከት፡ ኣብ ፓርላም ትዛረበሉ ከምዘላ ተፈሊጡ። ሃገራት ኤውሮፓዊ ሕብረት፡...
ናይ ክልተ ሰዓት ደረት እኳ እንተተነብረሉ ምንቅስቓስ ሽወደናውያን ክውስኽ ከም እተራእየ ሓበሬታ Telia ኣመልኪቱ። ሓደጋ ለበዳ ኮሮና...
ኣብ ዓበይቲ ከተማታት ማልሞን ሄልሲንቦሪን ዝግበር መስርሕ መርመራ ኮሮና ክዛይድ ምዃኑ ሓላፊ ኮሚቴ ምምሕዳር ስኮነ፡ ኦልፍ ዮንሰን፡...
ኣብ ቬስትሮስ፡ ሓደ ወዲ 15 ዓመት ቆልዓ ኣብ ልዕሊ ባቡር ብምስቃል ነቲ ልዑል ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዘለዎ መስመር...
ግዜ ንድሕሪት ክትመልሶ እንተ ዝከኣል ኔሩ፡ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ንምቁጽጻር ዝወሰድናዮም ስጉምታት ብዝተመሓየሹ ኣገባባት ምተካእናዮም ኔርና ክብል...
ሽወደን ለበዳ ኮሮና ንምግታእ ዝያዳ ኣድላዪ ስጒምቲታት ምውሳድ ከድልያ እዩ ክብል ዋና ተጸዋዒ ሕማማት ለበዳ ኣንደርስ ቲግኔል...