ፖሊስ ስቶክሆሎም ነቲ ኣብ ከባቢ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣንጻር ዓሌትነት ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ፋሕ ኣቢልዎ። ኣብ እዋን ቅልውላው...
ሕግን ሕብረተሰብን
ኣብ ሓደ ኣብ ኡፕሳላ ዝርከብ ዱኳን፡ ኮብራ ዝዓይነቱ ተመን ካብ ሰፈሩ ሞሊቑ ብዙሓት ሰባት ይደልይዎ ከምዘለዉ TT...
ትማሊ ለይቲ ኣብ ኒኒስሃም፡ ደቡብ ስቶክሆልም፡ ሓደ ወዲ 40 ዓመት ሰብኣይ ብጥይት ናይ ፖሊስ ከምዝተቐትለ መርበባት ሓበሬታ...
ካብቶም ዓሌቶም ኣብ ምጽናት ዝርከቡን ኣብ መካነ እንስሳ ቢዊንዲ ኡጋንዳ ዝተዓቚቡን ብሩራዊ ዝዓይነቱ ተባዕታይ ጐሪላ ምሟቱ ጸብጻብ...
46 ዝዕድሜኡ ሰብኣይ ኣብ ቫስትራስ ንዝቕመጥ ሰብኣይ ብስሕለት ብምቕታሉ ንሕልፈት ማእሰርቲ ከም እተፈርደ ተፈሊጡ። እዚ ግዳይ ኣብ...
“ዕቚባኦም ዝተነጽገ ግና ሃገሮም ምቕባል ዝኣበያኦም ሰባት ኣለዉ። ብኸምዚ ክቕጸል ኣይከኣልን እዩ” ክብል ሚኒስተር ፍትሒ ሞርጋን ጆሃንሰን...
እዚ እገዳ ካብ መጋቢት 19 ጀሚሩ ዝጸንዐ ኮይኑ ክሳብ 30 ሰነ ክጸንሕ ተባሂሉ ኣሎ። እንተኾነ ግና እዚ...
እዚ ወዲ 16 ዓመት ኰተቴ ነታ ግዳይ ኣብ ወርሒ ግንቦት ገንዘባ ክራስያ ብምባል እዩ ብስሕለት ወጊኡ ቀቲልዋ።...
ሽወደን፡ ንሰለስተ ዓይነታት ቫይረስ ኮሮና ከም ዝተቓልዐት፡ እቶም ክልተ ከምቶም ኣብ ዓዲ ጣልያን ዝተራእዩ ዓይነታት ቫይረስ ክኾኑ...
ቤት ጽሕፈት ፖሊስ ሽወደን ብሰንኪ ኮቪድ 19 ንምእካብ ሰባት ዝተነብረ እገዳን፣ ከምኡ እዉን ንምልባዕ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል...