መራሒ ሰልፊ ስቬርያ ዲሞክራትና፡ ጂሚ ኦክሶን፡ ካብቶም ኣብ ሽወደን ዝቕመጡ ስደተኛታት፡ ቀዋሚ መንበሪ ፍቓዶም ክሰሓበሉ ዝኽእል መንገድታት...
ሕግን ሕብረተሰብን
ሓላፊ ኮሚሽን ስደተኛታት፡ ውድብ ሕቡራት ሃገራት (UNHCR )፡ ፊሊፖ ግራንዲ፡ ነቲ መንግስቲ ሽወደን ንጉዳይ ስደተኛታት ኣመልኪቱ ጀሚርዎ...
ኣብ ምምሕዳር ሄሊፎሽ ዝርከብ እንዳ መናበይ ዓበይቲ እትሰርሕ ሰበይቲ ናብ ፍርዲ ቀሪባ ተባሂሉ። እዛ ሰበይቲ መርምራ ገይራ...
ኣብ መንበሪ ኣባይቲ ላንድስክሮና (Landskrona) ዘጋጠመ ክልተ ሓደጋታት ባርዕ ኮነ ኢልካ ዝተገብረ ምዃኑ ምንጪታት ፖሊስ ሽወደን ንኣልኮምፒስ፡...
ቤት ፍርዲ ኢስታድ፡ ኣብ ልዕሊ ሰለስተ ብገበናት ዝርፋ ዝተኸሰሱ ሰባት ናይ ማእሰርቲ ውሳኔ ኣመሓላሊፉ። እዞም ናይ ዝርፋ...
ወጻኢ ጉዳያት ሽወደን፡ ነዚ ሒዝናዮ ዘለና ክረምቲ ዘገልግል ናይ መገሻ መምርሒታት ኣብ ከክልተ ስሙን ከመሓላልፍ ምኻኑ ሓቢሩ።...
ኣብ ከተማ ኮፐንሃገን ዝርከብ ህንጻ፡ ኣሃዱ ኣታዊ ግብሪ ዴኒማርክ፡ ብዕለት 06/08/2019 ምፍንጃሩ ይዝከር። መስርሕ ፍርዲ፡ ናይቶም ኣብቲ...
ኣብ ደቡብ ስቶክሆሎም፡ ኡስትባርየ፡ ዝርከብ ክፍሊ፡ ሓደ ሰብ ሞይቱ ስለዝተረኽበ፡ ፖሊስ መባእታዊ መርመራታት ከምዝጀመረ ሓቢሩ። እታ...
ኣብ ኣውቶቡሳት ዝረአ ብዝሒ ተሳፈርቲ ንምቁጽጻር፡ መራሕቲ ኣውቶቡሳት፡ ዝያዳ ተሳፈርቲ ንኸይስቀሉ ክኽልክሉ ዘኽእሎም ሓድሽ ሕጊ ንኽፍቀድ ቤት...