ሽወደን ኣብ ህዝባዊ ዲጂታላይዜሽን መበል ሻዱሻይ ደረጃ ከም ዝሓዘት ሓድሽ ጸብጻብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣመልኪቱ። እዚ ዳህሳስ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ብዝሕ ዝበሉ ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ኣብ ዝልከፍሉ ዘለዉ እዋን ከም ዘለና ይግለጥ። ብመሰረት ጸብጻባት ዓለማዊ ውድብ ጥዕና፡...
ትማሊ ሰንበት፡ ሰዓት 4፡00 ድ.ቕ.፡ ካብ ቪየዳቮግ (Vedevåg)፡ምምሕዳር ሊንድስበይ (Lindesburgs)፡ ውጽእ ኢልካ ኣብ ዘሎ ኣከባቢ ሓንቲ መኪና ምስ ናይ...
ድሕሪ 30 ዓመታት ናይ ጽኑዕ ዝኾነ እስላማዊ ሕጊ ኣመራርሓ፡ መንግስቲ ሱዳን፡ ሓደሽቲ ዝብሎም ምምሕያሻት ከተኣታቱ ወሲኑ። ኣብ ዝሓለፈ...
ብጣዕሚ ደቀቕቲ ዝኾኑ ኣካላት ተጠቂምካ ነቶም ኣብ ሳንቡእ ዝፍጠሩ ጥረታት ብምጥቃዕ ንምፍዋስ ዘኽእል ኣገባብ ኣብ ዩኒቨርስቲ ሉንድ...
ካብ ባሕቲ ሓምለ ጀሚራ ጀርመን፡ ተረኛ ፕረዚደንት ኣውሮፓዊ ሕብረት ክትከውን እያ። ንጉዳያት ሕቶ ዑቑባ ስደተኛታት ዝምልከት ጽገናዊ...
ዓለማውያን ኩባንያታት ቴክኖሎጂ ዝኾና ጉግልን ኣማዞንን ናይ ሓሶት ዜና ንምድላው ሚልዮናት ዶላራት ይምውላ ምህላወን ብምምልካት ሓደ በዓልመዚ...
ኣብ እዋን ቅልውላው ኮሮና ምስ ናይ ሕማም ዕረፍቲ ዝተሓሓዝ ናይ ሽርክነታዊ ምትላል ተርእዮታት እናበዝሑ ከምዝመጹ ተሌቪዥን ሽወደን...
ሽወደናዊ ብሪጣንያዊ ኩባንያ፡ ኣስትራ ዚኒካ፡ ምስ ኦክስፎርድ ዮኒቨርስቲ ብምትሕብባር ካብ ዘማዕብሎም ዘሎ ጸረ ኮሮና ክታበት፡ ንሃገራት ኤውሮፓ...
ኣመሪካዊት ጋዜጣ ኒው ዮርክ ታይምስ ንኣተሓሕዛ ቅልውላው ኮሮና ሽወደን ኣመልኪቱ፡ ንመላእ ዓለም “ናይ መጠንቀቕታ ሞዴል” ኮይኑ’ሎ ብምባል...