ሓላፊ ጉጅለታት ሰልፊ ስቬርያ ዲሞክራትና ከተማ ሃኒኘ (Haninge)፡ ዴኒስ ኣሽሊንግ፡ ካብ ኩሎም ፖለቲካዊ ጽፍሕታት ክሰናበት ተገዲዱ። እዚ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ብፓርላማ ሽወደን ዝተመዘ ኮሚቴ ኢሚግሬሽን፡ ትማሊ ሰሉስ፡ ናይ መወዳእታ እማመ ናብ ሚኒስተር ፍትሕን ኢሚግሬሽንን ሽወደን፡ ሞርጋን ዮሃንሰን፡...
ኣብ ከተማ ዮንሾፒን፡ ጠፊኡ ተባሂሉ ብፖሊስ ክድለ ዝጸንሐ ሓደ ተማሃራይ ቆልዓ ከምተረኽበ ተሓቢሩ። ምምሕዳር ናይታ ወዲ 7...
መንግስቲ ሽወደን ምስ ሰልፍታት ሞደራትናን ሊበራልን ብምስምማዕ፡ ኣብ ጽላት ትምህርቲ ዝውዕል ተወሳኺ ባጀት ከምዝሰልዑ ተፈሊጡ። እዚ 1.6...
ኣብ እዋን ቅልውላው ኮሮና፡ ብኣሽሓት ዝቑጸራ ደቂ ኣንስትዮ፡ ናይ ጡብ መንሽሮ መርመራ ንኽካይዳ ሒዘንኦ ኣብ ዝነበራ ቆጸራ...
ኣባል ሰልፊ SD ን ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ስቶክሆልም ዝኾነ ፖለቲከኛ፡ ዘይሕጋዊ ኣጻዋር ሒዙ ብምጽንሑ፡ ፖሊስ፡ ኣብ ትሕቲ...
ቅድሚ ክልተ ቅነ፡ ኣብ ሮዘንጎርድ፡ ድሕሪ እተፈጸመ ምቅጻል ቁርኣን ኣብ ዘሰዓቦ ናዕቢ፡ ብርክት ዝበሉ ተቐማጦ ማልመ፡ ኣብ...
ኣብ ዓመተ 2021፡ መጠን ክራይ ኣባይቲ፡ ብ2.5% ክውስኽ ተኽእሎታት ከምዘሎ ኣብ ሽወደን ዝርከቡ ወነንቲ ዘይተንቀሳቓሲ ንብረት ንምኽርታት፡...
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ነሓሰ 2020፡ ኣስታት 475 000 ምዝጉባት ደለይቲ ስራሕ ከምዝነበሩን እዚ ድማ ምስ ዝሓለፈ ዓመት...
ተማሃሮ፡ ፎኲስ ጸረርታ ኣፍንጫ ምስ ዘርእዩ፡ ቤት ትምህርታት፡ ብቐጥታ ናብ ኣባይቶም ከም ዝምለሱ ስለ ዝገብረኦም ብወገን ወለዲ፡...