ኣብ ፓርላማ ሽወደን፡ ወኪል ዓቃባዊ ሰልፊ ዝኾነ፡ ኤድዋርድ ሪድል ዝተባህለ ፖለቲከኛ ብሰንኪ ልዕል ፍጥነት፡ መምርሒ ፍቓድ መኪንኡ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ኣብ ከባቢ ድልድል ኦሪሰንድ፡ ብሸነኽ ማያት ደኒማርክ፡ ሓንቲ ሩስያዊት ናይ ውግእ መርከብ ምስ ሓንቲ ናይ ጽዕነት መርከብ...
ትማሊ፡ ሰዓት 8፡45 ምሸት፡ ኣብ ደቡባዊ ሸነኽ ስቶክሆሎም ዝርከብ፡ ሮግስቬድ (Rågsved) ዝተባህለ ኣከባቢ፡ ዘይተፈልጡ ሰባት፡ ንሓንቲ ጓል...
ስድራ ቤት ናይቶም ብኮሮና ዝተለኽፉ ሰባት፡ ኣብ ገዝኦም ክውሸቡ ከድለዮም እዩ። ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ንምግታእ፡ መስርሕ ውሸባ...
ትማሊ ዕለት 22/09/2020፡ ሽወደን፡ 5 ብኮሮና ዝሞቱ ሰባት ኣመዝጊባ። በዚ ድማ፡ ጠቕላላ ድምር ናይቶም ብኮሮና ዝሞቱ ሰባት...
መንግስቲ ሽወደን፡ ንክፍሊት ቀረጽ ናይ ኣልኮላዊ መስተን ትምባኾን ክውስኽ መደብ ከምዘለዎ ሓቢሩ። እቲ ወሰኽ ቀረጽ፡ ንናይ ዓመተ...
ኣብ ምምሕዳር ስኮና፡ ደቡብ ሽወደን፡ ዝርከባ ሕርሻታት እንስሳ ብሰንኪ ዝተራእየ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ሳልሞኒላ፡ ኣስታት 5 ሽሕ ሓሰማ...
ካብ ትማሊ ዓርቢ ጀሚሩ፡ ቁጽሪ ናይቶም ብኮሮና ዝተለኽፉ ሰባት ክውስኽ ከምተራእየን፡ ክሳብ 22 ሰባት፡ ብኮሮና ከምተለኽፉን መብዛሕትኦም...
ካብ ሎሚ፡ ዕለት 22/09/2020፡ ሰዓት 12 ፍርቂ መዓልቲ ጀሚሩ፡ ኣብ ሓደ ገዛ፡ ልዕሊ 10 ሰባት ክይእከቡ፡ በዓል...
ዝሓለፈ ቀዳመ-ሰንበት፡ ኣብ ከተማ ማልመ ዝርከባ ቤት መግብታት፡ ባራትን እንዳ ሻሂታትን ልዕሊ እቲ ፍቑድ ብዝሒ ሰባት ብምእንጋደን...