ማእከል ሕማማት ለበዳን ማሕበራዊ መድሃኒትን ኣብ ዘውጽኦ ናይ ቀረባ እዋን መጽናዕቲ፡ መጠን ኣታዊ ናይ ሓደ ሰብን ዝነብረሉ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ኣብ ኣገልግሎት ህዝባዊ መጓዓዝያ፡ ባቡራትን ኣውቶቡሳትን፡ ዝፍጠር ጽቕጥቅጥ ንምፍላጥ፡ ሓድሽ ኣገልግሎት Google Maps ከምተፈነወ ተሓቢሩ። ኣብዚ ሕጂ...
ሓሙሽተ ሓፈሻዊ ኣብያተ ትምህርቲ ምምሕዳር ከተማ ኦፕሳላ፡ ብሰንኪ ዘጋጠመን ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና፡ ብሕጽረት ሰራሕተኛታት ይሳቐያ ምህላወን ጋዜጣ...
ትማሊ ረቡዕ፡ መስጊድ ዮተበሪ፡ ጻዕዳ ሓርጭ ዝሓዘ ናይ መፈራርሂ ደብዳቤ ከም ዝተቐበለን ሰብመዚ እቲ መስጊድ ድማ ተቐላጢፎም...
ኣብ እዋን ቅልውላው ኮሮና፡ መጠን ብዝሒ ኣኽራርነት ከይውስኽ፡ ሓላፊ ጸጥታ ሽወደን (Säpo)፡ ክላስ ፍሪቤሪ ገሊጹ ክብል መርበብ...
ሓደ ካብ ሃብታማት ዓለምናን መስራቲ ኩባንያ ተስላ፡ ኢሎን ማስክ፡ ናብ ሽወደን ኣብ ዝበጻሓሉ እዋን፡ ብቫይረስ ኮሮና ከምተለኽፈ...
ካብ ዕለት 24 ሕዳር ጀሚሩ ኣብ ግብሪ ክውዕል ትጽቢት ዝግበረሉ፡ ንብዝሒ ህዝባዊ ምትእኽኻብ ናብ 8 ሰባት ጥራይ...
ኣብ ሃገረ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ኣብዘን ዝመጻ ዘሎዋ ዓሰርተ ዓመታት፡ ብበንዚንን ናፍታን ዝንቀሳቐሳ መካይን ሙሉእ ብሙሉእ ካብ መስመራት...
ወከልቲ ፖሊስ ከተማ ማልመ፡ ናብ ቤት ጽሕፈት እስላማዊ ኣካዳሚ’ታ ከተማ፡ ቅድሚ ሒደት መዓልታት በጺሖም፡ ምስ ላዕለዋይ ተቖጻጻሪ’ቲ...
ሚኒስተር ትምህርቲ፡ ኣና ኤክስትረም፡ ካብ ዝቕጽል ሰኑይ 23 ሕዳር ጀሚሩ ኣብ ካልኣይ ደረጃ ኣብያተ ትምህርቲ፡ ናይ ርሕቀትን...