ትማሊ ሰንበት ድሕሪ ሰዓት 8 ናይ ምሸት፡ ኣብ ቦርሊንኘ (Borlänge) እትርከብ ቤት ትምህርቲ ይለ (Gylle) ዘጋጠመ ናይ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ብሰንኪ ኮሮና ቫይረስ ዝተሃስያ ርእሰ ከተማታት ንምውድዳር፡ ጋዜጣ ኣፍቶንብላደት ኣብ መንጎ ዓበይቲ ርእሰ ከተማታት ኤውሮፓ ዝገበሮ ምንጽጻር...
ብሰንኪ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና፡ ኣብ ቡደን እትርከብ መባእታ ቤት ትምህርቲ ስቫትቢያርንሽቢን (Svartbjörnsbyn) ከም ተዓጽወት ተፈሊጡ። ብመሰረት...
ብበዓል መዚ ተቖጻጻሪ ሓለዋን ጥዕናን (IVO) ዝቐረበ ጸብጻብ ድሕሪ ምዕዛብ፡ ሚኒስተር ማሕበራዊ ጉዳያት፡ ሊና ሃሊንግሪን፡ ኣብ ልዕሊ...
በዓልመዚ ጥዕና ሽወደን፡ ኣብ እዋን ክሪስማስን ሓድሽ ዓመትን፡ ናይ ጉዕዞ ቀይድታት ኣይከምሓላልፍን እዩ። ነዚ ጉዳይ ብዝምልከት ድማ...
ኮሚቴ ሕርያ ሰልፊ ኣከባቢ፡ ንኢዛቤላ ሎቨን ተኪኣ ከም ኣደወንበር ናይቲ ሰልፊ ኮይና ክትሰርሕ እትኽእል ኢሉ፡ ንማርታ ስተነፊ፡...
ብዝሒ ናይቶም ኣብ እዋን ቅልውላው ለበዳ ኮሮና፡ ንቤት ጽሕፈት ክሮኖፎግደን ብምውካስ ፡ ንመደባት ኣከፋፍላ ልቓሓቶም ብዝምልከት ምኽርን...
ናይዚ ዓመት ማእከላይ ገምጋም ዕድመ ሽወደናውያን፡ ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ክጎድል ትጽቢት ከምዘሎ ማእከል ስታቲስቲክስ ሽወደን ሓቢሩ። ማእከላይ...