ዓዲ እንግሊዝ፡ ካብ ጽባሕ ዕለት 08/12/2020 ጀሚራ፡ ክታበት ጸረ ኮሮና ክትህብ ክትጅምር ምዃና ሓቢራ። ክታበት ጸረ ኮሮና...
ሕግን ሕብረተሰብን
ሓቐኛ ዛንታ ቐዳማይ ክፋል ብጸጋብርሃን ጎይትኦም ድሕሪ ናይ 20 ዓመታት ምፍልላይ’የን ንፈለማ እዋን ገጽ ንገጽ ተራኺበን። ክልቲኤን...
ሓደ እዋን ኣብ ገጠር እትቕመጥ ደርሆ፡ ካብቲ ቦታኣ ኣርሒቓ ብምኻድ፡ ዝወደቐ ኣእካልን ቋርፍን ትለቅም ነበረት። ቀጺላ ቍሩብ...
ኣብ ሆስፒታል ዩኒቨርስቲ ስኮና፡ ጨንፈር ምክልኻል ለበዳ ኮሮና፡ 33 ኣባላት፡ ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተለኽፉ፡ ጋዜጣ ኣፍቶንብላደት ሓቢሩ። እዚ...
ጽምብል በዓል ልደትን ክሪስማስን ምስ ውሑዳትን ትፈልጥዎም ሰባትን ክተሕልፉ ይግባእ ዝበለ ኣማኻሪ ሽወደን ኣብ ጉዳያት ለበዳ፡ ኣንዲሽ...
ኣብ ኦፕሳላ፡ ክካየድ ዝጸንሐ መርመራታት ጸረ ኣካል፡ ንግዝይኡ ከቋርጾ ከምዝወሰነ፡ ምምሕዳር’ቲ ከባቢ ሓቢሩ ክብል SVT ኣመሓላሊፉ። እቶም...
ኣብ ሽወደን፡ መንበሪ ገዛ ክትገዝእ ኣብ ትሓስበሉ እዋን፡ ካብ ባንክ ኣባይቲ፡ ልቓሕ ንኽትረክብ ምእንቲ፡ ካብቲ ጠቕላላ መጠን...
ወጻኢ ጉዳያት ሽወደን፡ ናብ ኣየርላንድ፡ ላትቪያን ኢስቶንያን ንኽገሹ ዝሓስቡ ሽወደናውያን፡ ካብ ዕለት 3 ታሕሳስ 2020 ክሳብ 16...