ነባሪ ኤክኸ (Eksjö) ዝኾነ ወዲ 25 ዓመት መንእሰይ ሓበን ብርሃነ ብረቡዕ 23 ታሕሳስ 2020 ሰዓት 3 ወጋሕታ ...
ሕግን ሕብረተሰብን
በዓል መዚ ምምሕዳር ዕዳ (Kronofogden) 30 ሽሕ ሰባት ዕዳ ክስረዘሎም ሓቲቶም ይብል። ኣብዚ ሒዝናዮ ዘለና ዓመተ 2020...
ኣብ ሃገረ ኢራቅ ብ 2007 ዓመተ ምህረት ፡ 14 ሰለማውያን ሰባት ብምቅታል ብሕጊ ተፈሪድዎም ዝጸንሑ ኣርባዕተ ወታሃደራት...
ሃገራዊ ፖሊሲ ሽወደን ኣብዚ ልዕሊ ውሽጢ ሓደ ዓመት ፡ ብዝተፈላለዩ ዓበይቲ ገበናት ብእኩብን ብንጽሉን እንዳ ተወደቡ ፡...
ንመሰል ደቂ ሰባት ዝከታተል ኮሚሽን ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኪናት ትግራይ ፡ ኣንጻር ሰለማውያን ሰባት ዝቀንዐ ጃምላዊ...
ሰንበት ዕለት 27 ናይ መጀምርያ ክታበት ኣብ ሽወደን ክወሃብ ሙኻኑ በዓል መዚ ጥዕና ሽወደን ኣፍሊጡ። እቶ ቀዳሞት...
ናትፊልድ ትረስት ዝተባህለ ኣማኻሪ ትካል ከም ዝሓበሮ ብሪጣንያ ካብ ኣውሮጳዊ ሕብረት ምውጽኣ ኣብ ጽላት ክንክን ጥዕና ዓብዪ...
ነቲ ሽወደን ዘጋጠማ ፍሽለት ንምሕካም መርማሪት ሽማግለ ሓድሽ ንድፊ “ሕጊ ክንክን ኣረጋውያን” ክትጅምር እያ ተባሂሉ። ኣብ ቀረባ...
ሓድሽ ፕረሲደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ስርሑ ክጅምር ሰላሳ መዓልታት ተሪፈናኦ ኣብ ዘለዋሉ እዋን ትራምፕ ኣዕናዊ ዝተባህለ ወፍሪ...
ማዕከን ዜና ኣልኮምፒስ ትግርኛ ፡ ሽምን ቅርጽን ብምልዋጥ ካብ ዝመጽእ ዘሎ ወርሒ ጥሪ ናይ ሓድሽ ዓመት ፡...