ለበዳ ኮሮና ንምዕጋት ብዝብል ምጉት፡ ድሕሪ ክሪስማስን ሓድሽ ዓመትን፡ ኣብያተ ትምህርቲ ካብ ክልተ ክሳብ ኣርባዕተ ሳምንታት ተዓጽየን...
ሕግን ሕብረተሰብን
መራሒት ጀርመን፡ ቻንስለር ኣንገላ መርከል፡ ሃገራ ብምኽንያት ለበዳ ኮቪድ-19 ነቲ ኣተኣታትያቶ ዝጸንሐት ከፊላዊ ምዕጻው ሃገር፡ ክሳብ መወዳእታ...
ኤውሮፓዊ አጀንሲ መድሃኒት (EMA) ነቲ ብኣሜሪካዊ ኩባንያ ሞደርና ዝፈረየ ጸረ ኮሮና መድሃኒት (ክታበት)፡ ሎሚ ሮቡዕ ኣብ ሰዓታት...
ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ንምግታእ፡ ኩለን ካብ ሻውዓይ ክሳብ ታሽዓይ ክፍሊ ዝምህራ ቤት ትምህርታት፡ ክዕጸዋ ከምዘለወን በዓል መዚ...
ሓደ ሰራሕተኛ ምልክታት ሕማም ኮሮና እናተሰመዖ ናብ ስራሕ ብምምጽኡ ንካልኦት ብጾቱ ብምልካሙ ካብ ስርሑ ክሰናበት ከም እተገብረ...
ካብ ጽባሕ ሓሙስ ዕለት 7 ጥሪ ጀሚሩ፡ ኣብ ህዝባዊ መጓዓዝያታት ሽወደን፡ ማስክ ምውዳይ ግብራዊ ክኸውን እዩ ክብል...
ስዕዲ ዓረብ፡ ኢማራት፡ ባሕሬይን ግብጽን ኣብ ልዕሊ ቐጠር ኣንቢረንኦ ዝጸንሓ እገዳ ባሕርን ምድርን ከልዕላ ኣምሳያኡ ድማ ቐጠር...
ሰብመዚ ሽወደን፡ ነቶም ብሰንበት ካብ ብሪጣንያ ናብ መዓርፎ ነፈርቲ ላንድቪተር ዝኣተዉ ብርክት ዝበሉ ገያሾ ናብ ሽወደን ከይኣትዉ...
ብሕታውያን ኩባንያታት ክንክን ጥዕና፡ ነቲ ብማሕበር ሰራሕተኛታት ዝቐረበ ጠለብ ምውሳኽ ደሞዝ ኣወንታዊ መልሲ እንተዘይሂበናሉ፡ ኣብ ዝቕጽል 10...
ኣውሮፓዊ ሕብረት፡ ንክታበት ኣሜሪካዊ ኩባንያ ሞደርና፡ ጽባሕ ረቡዕ ፍቓድ ክህቦ ትጽቢት ከም ዘሎ ተገሊጹ። በዚ መሰረት፡ ሽወደን፡...