ኣብቲ ውግእን ግጭትን ዘይተፈልዮ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን ፈኸም እናበለ ክኸይድ ዝጸንሐ ዶባዊ ምስሕሓብ፡...
ሕግን ሕብረተሰብን
ኣብ ሃገረ ሽወደን፡ ዜግነት ኣመልኪቱ ክወሃቦ ዝደሊ ሰብ፡ ኣፍልጦ ቋንቋን ባህሊ ሽወደንን ከም ቅድመ ኩነት ንምቅራብ ዝዓለመ፡...
ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን፡ ስቴፋን ሎቬን፡ ንፈለማ ግዜ ኣብዚ ዓመት፡ ሎሚ ምስ ሓላፍቲ ሰልፍታት ኣብ ዝጀመሮ ናይ ክትዕ...
መንግስቲ ሽወደን፡ ዝተናውሐ ምልክታት ኮሮና ንምጽናዕ ናይ 50 ሚልዮን ክሮና ከም ዝመደበ ተገሊጹ። እዚ መጠን ገንዘብ፡ ስለምንታይ...
እዚ ሕጊ ክሳብ 31 መስከረም ተግባራዊ ክኸውን እዩ ተባሂሉ’ሎ። እዚ ሕጊ፡ ንመንግስቲ፡ ለበዳ ንምክልኻል ዘኽእሎ ዝያዳ ስልጣን...
ሓደ ሰብ ሕማም ኮቪድ-19 ድሕሪ ምልካፉ፡ እቶም ዘማዕብሎም ጸረ-ኣካላት፡ ንሸሞንተ ኣዋርሕ ክጸንሑ ከምዝኽእሉ ሓድሽ ኣሜሪካዊ መጽናዕቲ፡ ኣብ...
ሓላፊት ምምሕዳር ከተማ ሶልቨስቦሪ፡ ልዊዛ ኤሪክሰን፡ ኣብ መባእታን ማእከላይን ቤት ትምህርታት፡ ናይ ዓበይቲ ትምህርት ዝመሃሩን ሰራሕተኛታት ምምሕዳር...
ፕረዚደንት ኣሜሪካ፡ ዶርናልድ ትራምፕ፡ ብዛዕባ እቲ ኣብ ልዕሊ ህንጻ ባይቶ ኣመሪካ (ህንጻ ካፒቶል) ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ኣመልኪቱ፡ ዘይዕግበቱ...
መንግስቲ ኤርትራ፡ ብወታሃደራዊ መገዲ ኣብቲ ኣብ ኢትዮጵያ፡ ኣብ መሬት ትግራይ፡ ዝተኻየደን ዝካየድ ዘሎ ዉግእ ሕድሕድ ብሙሉእነት ከምዝተሳተፈ...