ብመንገዲ ተሌቪዥን ሽወደን ኣቢሉ ትካል ኖቨስ ድሕሪ ዘካየዶ ሓድሽ ዳህሳስ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን፡ ስቴፋን ሎቪን፡ ኣብ ቅንያት...
ሕግን ሕብረተሰብን
ብምኽንያት ዓመታዊ ዝኽሪ ምኽሳት ሕማም ኮሮና ኣብ ዝተኻየደ ኣጋጣሚ፡ 11 ሽወደናውያን ተመራመርቲ፡ ዓለምና ዝያዳ ሕማምት ለበዳ ከተአንግድ...
ሓደ ካብቶም ምስ ሰልፊ ሶሻል ዲሞክራትና ኮይኑ መንግስቲ ሽወደን ኣቚሙ ዘሎ ሰልፊ ሚልዮፓርትየት፡ ነታ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ...
ምምሕዳራት ሽወደን፡ ኣብቲ ብሃገር ደረጃ ተመዲቡ ዘሎ ውጥን ክታበት፡ ውልቀ ሳባት፡ ፍርያት ናይ ኣየነይቲ ኩባንያ ንክኽተቡ ከምዝደልዩ...
ሓድሽ ፕረሲደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ነቲ ብ ኣህጒራዊ ጒጅለታት ረድኤት ናብ ስርሓት ምንጻል ጥንሲ ዘሳልጣ ትካላት ጥዕና...
በዓል መዚ ኣገልግሎት ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን፡ ዝተረረ ቀይድታት ብምምሕልላፍ፡ ነቶም ናብ ሽወደን ዝኣትዉ ገያሾ፡ ኣሉታዊ ውጽኢት መርመራ...
ኤውሮፓዊ በዓል መዚ መድሃኒት (EMA)፡ ንፍርያት ኩባንያ ኣስትራ ዘኒካ ዝኾነ ክታበት፡ ኣፍልጦ ከምዝሃበን፡ ኣብ ጥቕሚ ንኽውዕል ከምዘፍቀደን...
ኣብ ኢንሾፒን (Enköping) ዝርከብ ፔፓሮትስቦደት (Pepparrotsbadet) ዝተባህለ መሐንበሲ ቦታ፡ ኣብ ውሽጢ’ቲ ህንጻ፡ ክሎሪን ዝተባህለ ጋዝ ብምልሓኹ፡ ብምልኦም...